Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን መፅንሒ ቦታን ሪያድን ጅዳን ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ስራሕቲ ቀፂሉ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ካብ ስዑድ…

ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 20 ነጥቢ 7 ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ ብዓይነት ጥራሕ 20 ሚሊየን 704 ሺሕ 292 ብር  ዝግመት ኣቑሑት ከምዝተኣከበ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። “200 ነደይ ሓደ ኣቕሓ ንተመዛባሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ርእሰ ምምሕድዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣካላት ፀፅታ እቲ ክልል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕድዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣካላት ፀፅታ እቲ ክልል ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ኣብ እዋን ፆመ ረመዳን ፀፅታ ከተማ ጅግጅጋ ኢሉእውነ እቲ ክልል  ምጥንኻር  ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተላዚቦም። ብተወሳኺ መስ ፆመ ረመዳን…

ንላብራቶሪ ጥዕና እንስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ላብራቶሪ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማእኸል  መፅናዕቲን ምርምን ጥዕና እንተስሳት ንላብራቶሪ ጥዕና እንስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ላብራቶሪ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ድማ ተወከልቲ ላብራቶሪ ጥዕና እስሳት ኮምቦልቻን ሲዳማን ኣብ ሰበታ ኣብ ዝርከብ…

ብልዑል መጠን ዝውስኽ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶ ደለይቲ ስራሕ ንምፍታሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ብልዑል መጠን ዝውስኽ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶ ደለይቲ ስራሕ ንምፍታሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ስራሕን ከእለትንን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ክታሞም ዘንበሩ እንትኾኑ፥ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ…

ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኡ ንምሕላፍ ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ኖኖ ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኡ ንምሕላፍ ዝፈተነ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ ዘሎ ኮድ ቁፅሪ 3 -6189 ኣ.ኣ ብዝኾነት ኣይሱዙ ናይ ፅዕነት ተሸከርካሪት 404…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መንጫዐጫዐታ ሰቃ ፏፏቴን ዑደት ገይሩ፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መገዲታት ፌዴራል ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝን ኣመራርሓታት እቲ ዞባን…

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ኣብ ህንዲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ፣ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ንቨስትመንት ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዘድሃበ ፎረም ኣብ ህንዲ ከተማ ቼዬና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት…

ቻይና ንዓውዲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ዣኦ ዢዩዋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንዓውዲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ገሊፆም። ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩዋን፣ ኣብ ክልላት ሲዳማ፣ ኣምሓራን ደቡብን ከምኡወን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝርከቡ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ቁምቢ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽንን ሚዲያ ዲቪዥንን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጐሹ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ሎሚ…