Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ቴክኒክን ሞያን ዝሰልጠኑ ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ዕዮ ልምዓት ቴክኖሎጂ ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለያዩ ዓውድታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ዕዮ፥ ካብ ደረጃ 2 ክሳብ ደረጃ 5 ብ124 ዓውድታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮኡ እዩ ኣመሪቑ ዘሎ። ኣብቲ…

ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መኮነናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪታት ዘስልጠኖም 1ሽሕ 631 መኮነናት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓ ዝተረኽባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዊሱ ዕድመ ዝተግብረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…

ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ዘምፅኡ ለኣኽቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ዘምፅኡ ለኣኽቲ ኣፍልጦ ሂቡዎም። መዓልቲ ንግዲ ወፃኢ ኢትዮጵያ “በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ዝኾነ ፍርያት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ፓናል…

ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስቴር ሰላም መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም፡፡ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ነበርቲ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲን ኣብቲ ወረዳ ተኸላ ፈልሲ እንተካይዱ፥ ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ…

መበል 11 ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካ ኣብ ማላዊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪካ ኣብ ማላዊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት መርብ ሓበሬታ ኣመልኪቶም እናተዛተዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። “መርብበ ሓበሬታ ንጥንካረን ሓድነትን ደቂ…

1 ሺሕን 65 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 65 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ተግባር ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ንምሕጋዝ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ተግባር ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንምግባር ዘኽእል ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ውልቀ ኩባኒያ ኣሜሪካ ዝኾነ ሲቪሊ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላን ማናጀር ኩባኒያ…

ስዊዘርላንድ ኣብ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምስ ኢትዮጵያ ርክባ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘሎ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ ኣብቲ እዋን ዘተ…

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ልዕሊ 46 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ እቲ ክልል ኣፅዲቑ። ቤት ምኽ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፥ 46 ቢሊየን 316 ሚሊየን 524 ሺሕን 693…

ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት በዓል ኢዩቤልዩ ኣልማዝ ምስረትኡ የኽብር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ዩኒቨርሲቲ፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ዕድመ…