Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ትግራይ  ብሚልየን  ንዝቑፀሩ ሰባት  እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ  ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ  ብሚልየን  ንዝቑፀሩ ሰባት  እኽሊ መግቢ ምቕራብ ብምኽኣሉ ከጋጥም ዝነበረ ሓደጋ ጥምየት ምድሓን ከምዝተኸኣለ  ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣድሪያን ቫን ደር ክናፕ…

ኣብ ልዕሊ 104 ካምፓሳትን ጨንፈራትን ናይ ውልቀ ላዕለዎት ትካላት ስጉምቲ እርማት ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ዝርከቡ 104 ካምፓሳታን ጨንፈራትን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ እርማት ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ልዕሊ እተን ትካላት ዝተወሰደ ስጉምቲ ፍቓድ ኣፍልጦ ዘይተውሃቦም…

ክልል ኦሮሚያ ንዕዉትነት ሃገራዊ ምክክር ኣድላዪ ሓገዝክገብር ኢዩ – ርዕሰ ምምሕዳር ሽመልስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንዕዉትነት ሃገራዊ ምክክር ኣድላዪ ዘበለ ሓገዝ ከምዝገብር  ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣረጋጊፆም። ርዕሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ…

ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ እናሰረውሐት ምዃና ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚስ ሃና ቴተህ…

ሰላምን ዕርቂን ሃገር ንኽስፋሕፋሕ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎም – ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ዕርቂን ሃገር ክሰፍሕ ኣብ ምግባር ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም። ሓምሻይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ማሕበረሰብ ፌዴሪኢ መዳርግቲ ኣካላት ክልላትን ፌዴራልን ኣብ ከተማ ኣርባ…

መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ብሰላም ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ፊንላንድ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ብሰላም ንምፍታሕ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ከምትድግፍ ፊንላንድ ኣፍሊጣ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዓለም ለኸ ርክብን ሰላምን ዶክተር ዲማ ነገዎ፥ ምስ ተወካሊት ፍልይቲ ልኡኽ ፓርላማ…

1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ቁሱላት ዝተኸናኸኑ ሰብ ሞያ ጥዕና ክብሪ ይግበኦም – ሌ/ል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ወፍሪ ህልውና ቁሱላት ዝሓከሙን ዝተኸናኸኑን ሰብ ሞያ ጥዕና ሓይሊ ኣየር ምስጋናን ክብሪን ይግበኦም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። መምርሒ ጥዕና ሆስፒታል ደረጃ 3 ሓይሊ ኣየር ኣብ ወፍሪ…

ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ከም ሃገር ዘጋጠመ ፀገም ንኽንሰገር ዕዙዝ ግደ ኣብ ምብርካት ከምዝርከቡ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ፤ ኢትዮጵያ ዘጋጠምዋ ፀገማት ንክትሰግሮ ዕዙዝ ግደ ኣብ ምብርካት ከምዝርከቡ ኣማኻሪ ጉዳያት ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ተዛሪቦም፡፡ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣብ መበል 22ን ጉባኤ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተጠባባቒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ርክብን ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር እና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር አቶ ደመቀ መኮንን ምስ ተጠባባቒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ርክብን ሶማሊያ ባላል ሞሀመድ ኦስማን ኣብ ክልተኣዊን ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም…