Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ካብ መምርሒ ወፃእ ወሰኽ ክፍሊት ምግባር ኣይከኣልን – በዓል መዚ ስልጠና ትምህርቲን ቁፅፅር ፅሬትን ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ዘበነ ትምህርቲ 2015 ካብ መምርሒ ወፃእ ወሰኽ ክፍሊትን ምግባርን ካልኦት ክፍሊት ኣገልግሎት ከይሓቱ በዓል መዚ ስልጠና ትምህርቲን ቁፅፅር ፅሬትን ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ። ምክት መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ፍቅርተ ኣበራከምዝገለፀኦ፥…

ኢትዮጵያን ናሚቢያን ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን እናተኻየድ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ኣኸባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትልን ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ውሳነ ሓሳባት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲ ትርጉም ዝቐረበ ሕቶ ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተዛቲዩ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ በቲ መፃረዪ ጉባኤ ትርጉም የድልዮም ብዝብል በቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ተፀኒዖም ካብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 405 ሺ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ከንቲባ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ን405 ሺሕን 536 ዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣመልኪተን ኣብ ዝገበረኦ መደረ፥ ኣብቲ በጀት ዓመት ን350 ሺሕ ዜጋታት…

ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽል ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽእል ከምዝኾል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ ዳህሳስ ኣብ ፍቓድ ዝተመርኮሰ ሽቶ ዘላቒ ልምዓት፥ ኢትዮጵያ ናይ…

ዝገጠመና ማሕለኻ ንምስጋር ማሕበራዊ ክብርታትና ክነጠናኽር ይግባእ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዘጋጠሙ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ማሕለኻታት ንምስጋር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ማሕበረሳዊን ተፈጥሮኣዊን ክብርታት ምክንኻን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…

ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ – ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ብዝህበና ትእዛዝ መሰረት ብምግባር ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ሙሉእ ብሙሉእ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ” ክብሉ ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ ገሊፆም። ኣብ እዚ ደቡብ ዘርከብ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ካብ ዝኾነ ይኹ…

ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1ኛ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይን መዛዘሚ እቲ በጀት ዓመትን መክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 እቲ ምምሕዳር ከተማን ብቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር እቲ ምምሕዳር ፀብፃብ…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ብምዝማድ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ንምቁፅፅር እቲ ገደብ ሰዓት እቶቶ ምእዋጁ ቤት ሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኣብ…

መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ዋና ከተማ ዛምቢያ ዝኾነት ሉሳካ  ዝካየድ…