Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ብምጥርጣር ትማሊ ኣብ ቀይዲ ዝወዓሉ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ምሕደራ ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
ኣይተ ምትኩ ካሳን ኢያሱ ምትኩን ናብ ቀዳማይ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ላዕለዋይ…
ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ።
ኣምባሳደር ቶንጉ ሲም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ኣምባሳደር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን።
እቲ ኮሚሽን ናብ ስራሕ ድሕሪ ምእታዉ ዝፈፀሞም ቃንዲ ቀንዲ ተግባራት ነተን ፕሬዚዳነት ኣብሪሆም።
ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ምስ ክልላትን መዳርግቲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ(ጂሲኤ) ፕሮፌሰር ፓተሪክ ቨርኩጅን ተዛቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ትልሚ ማላማድ ብምስንዳእ ተግባራዊ ትገበር ከምዘላ ኣረዲአን።
ኢትዮጵያ ከምሃገር ንለውጢ ክሌማ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ሂበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ 80 ፕሮጀክት ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ሂበን።
እቶም ኣባይቲ ነበርቲ ቅድም ክብል ብዝነበሮም ስፍሓትን መጠንን ኣባይቲ ከምዝኾነ…
ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ እቲ ጉጅለ ይዳኸም ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ፥ መንግስቲ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…
ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም-ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ዝርከቡ ልዕሊ 12 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ዓለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ኣኼቡኡ ምስላጥ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 6ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ናይ ሕሊና ፀሎት ብምግባር ጉባኤኡ ጀሚሩ።
ቃለ ጉባኤ ፈላማይ ህፁፅ ጉባኤ መርሚሩ ብምፅዳቕ ዘትኡ…
ኣይት ደመቀ መኮነን ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ሉሳካ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይት ደመቀ መኮነን ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ትማሊ ኣማሲዮም ናብ ዛምቢያ፣ ሉሳካ ኣምሪሖም።
እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንክልተ ተኸታተልቲ…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘውፅኦ ዕፃ ሓበራዊ መንሪ ኣባይቲ ብምጭብርባር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ዝወፅአ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60ን ምስ ምውፃእ ዕፃ ተተሓሒዙ ካብ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣባይቲን ብገበን ምጭብርባር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ዝርዝር ዕላዊ…