Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዓውዲ ቱሪዝም ብምልማዕን ብምድንፋዕን ተረባሕነት ሕብረተሰብ ምርግጋፅ ይግባእ – ኣይተ እርስቱ ይርዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ብብዝሃ ሃፍቲ ኣብነት ክንዲምዃኑ ዘኣክል ካብ ዘፈር ቱሪዝም ብዝድለ መጠን ተረባሒ ስለዘይኮነ እቲ ዓውዲ ብምልማዕን ብምድንፋዕን ተረባሕነት ሕብረተሰብ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳ ገሊፆም።…

ኦፌኮ ንፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደራሊስት ኮንግረንስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) ንፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ። እቲ ፓርቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣብ ጉባኤኡ ድማ ካብ ፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ብተወሳኺ፥ ንኣይተ በቀለ ገርባ ተቀዳሚ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ልዕሊ 162 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ህንፀቶም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት መሪቐን ከፊተን። እተን ከንቲባ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ጥዕና፣ ትምህርቲ፣ መዘውተሪ ስፖርተ…

ኣይተ ደመቀ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪን ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታርን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን እና ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ኣብ ዶሃ ተዛትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዘካየዱዎ ዘተ፥ ጎናጎኒ ፎረም ዶሃ እዩ፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፎረም ዶሃ ይካፈል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኳር “ፎረም ዶሃ” ይካፈል ኣሎ። ፎረም ዶሃ ዓለም ለኻዊ መድረኽ ዘተ እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን "ስግግር ናብ ሓዱሽ ዘበን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ኣድሂቦም ኣብ ሞሮኮ ራባት ዘተ ኣካይዶም። ኣብቲ መድረኽ፥ ብብርኪ ዓለም እቲ ስምምዕነት ተግባራዊ ምስ ምግባርን ምፍፃምን ብዝተዛመደ ውፅኢት ዘመዝገባ ሃገራት ተሓሪየን።…

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና- ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት ጥዕና ዝረኣዩ ፀገማት ንምቕራፍ ምስ መዳርግቲ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ ነዚ ዝበላ ሎሚ ኣብ ከተማ ጅማ ወረዳ ጮቆርሳ ኣብ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን ኢዩ።…

ኣሉላ ገብረኣምላኽ ተዓዋቲ ውድድር ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ”ፋና ላምሮት”ምዕራፍ ትሽዓተ ሎሚ መዓልቲ ተኸንቢቱ። እቲ ውድድር ድምፃውያን ባዕልቶም በዝሓረይዎምን ዳያኑ ብዝመረፅሎምን ሙዚቃታት እናተፈተኑ ንትሽዓተ ዙር ምፅንሖም ይፍለጥ። ብቐጥታ ፈነወ ዳያኑ ካብ ዝህብዎ ሞያዊ ዳይነት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፖሊስ ዘበናዊ ሰራዊት ንክኸውን መንግስቲ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገበር ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ንከይፀድቕ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ኣሜሪካ  ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ፓርቲታት ፖለቲካ ሓዊሱ ኩሉ ሰብ ኤች ኣር 6600 ረቂቕ ሕጊ ኮይኑ ንከይፀድቕን ፀገማት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍልፍሎም ንክደርቁን ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ፈላማይ…