Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ፀዊዖም። ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ…

ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (አፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕነንትን በዓል ዓረፋ ብሰላም ንኽዛዘም፥ ኣድላዪ ምድላዉ ዛዚሙ ናብ ስራሕ…

1 ሺሕን 204 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 204 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 728 ደቂ ተባዕትዮ፣ 169 ህፃናትን 307 ደቂ…

ኣፈፃፅማ ውዕሊ መሸጣ ፍርያት ወፃኢ ጫት ንዘይተወሰነ እዋን ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ውዕሊ መሸጣ ፍርያት ወፃኢ ጫት ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ተቕርቦም ቀንዲ ቀንዲ ፍርያታት ሕርሻ ሓደ…

እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና! – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፌዴሪኢ መበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ምኽንያት ብምግባር ንሕብረተሰብ ሙስሊሙ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብሕልፈት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብዘሕዝን ኣማውታ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። እቲ ሚኒስትር ንሕልፈት ህይወት እቶም ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ምኅንያት ዝኾነ ዘሕዝን ተግባር ብፅኑዕ ኮኒኑ። ሺንዞ ኣቤ፥ ኣብ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያ እስልምና ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢድ ኣልኣድሃ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያ እስልምና ኣዲስ ኣበባ መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ኢድ ኣልኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ በዓል ዓረፋ በዓል ሰላም፣…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ መሓመድ ኣብዲኬር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተመዛበሉ ወገናት ዘላቒ መፍትሒ ምሃብ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምምይያጦም ኣብ…

ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሴ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ ይዋፃእ ኣሎ – ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ቀትሪን ለይቲን ግቡኡ እናፈፀመ ከምዝርከብ ኣብ እዚ ምዕራብ ዋና ኣዛዚ  ብርጌድ ሜካናይዝድ ሞተራይዝድ ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ ገሊፆም። ኣሰር ህዝ ኢትዮጵያ ዝዓረፎ ግድብ…

መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ታሪካዊ ስትራቴጂያዊ ርክብ ኣብ ግምት ዘእተዉ ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም። ብሚኒስትር ፋይናንስ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ…