Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተኸፈተና ኩለመዳይ ኲናት ኩሉ ዜጋ ብህብረ ብሄራዊ ሓድነት ክምክት ይግባእ – ዶ/ር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ታሪኻዊ ፀላእትናን ተዋዲዶም ዝኸፈቱልና ኩለመዳይ ኲናት ኩሉ ዜጋ ብህብረ ብሄራዊ ሓድነት ክምክት ይግባእ” ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…
5 ጳጉሜን ዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ኣብ መላእ ሃገርን ኤምባሲታት ኢትዮጵያን ክኽበር ኢዩ – ኣሰናዳኢ ኮሚቴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ጳጉሜን ዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ኣብ መላእ ሃገርን ኤምባሲታት ኢትዮጵያን ብድምቀት ከምዝኽበር ኣሰናዳኢ ኮሚቴ እቲ በዓል ኣፍሊጡ።
ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ዝኾኑ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሚኒስቴር ምክልኻል ኮ/ል ጌትነት ኣዳነ፥ “እቲ በዓል…
ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሓልፍ ዝነበረ ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወረዳ በየዳ ናብ ወረዳ ስሃላ ብምቅብባል ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክክበፅሕ ዝነበረ 1 ሚሊየን 235 ሺሕ ብር ከምዝተትሓዘ ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር ተከዘ ሳልሳይ ሻለቃ ኢንስፔክተር ጀጃው ፈረደ ገሊፆም።
እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸሊኾም ዝኣተዉ…
በዓል ኣሸንዳ ኣብ ሚሌኒየም ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ሚሌኒየም ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ከምዘሎ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
በዓል ኣሸንዳ መግለፂ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝብታት ኢዩ ዝበለ እቲ ምምሕዳር፥ መርኣያ ፍቕሪን ሰላምን ዝኾነ እቲ በዓል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ…
ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ሉኡኻት ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ከልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዋይ ሉኡኻት ኣመራርሓ ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም።
ኣይተ ሙስጤፌ፥ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።
ኣባላት ፓርላማ ደቡብ…
ሓዱሽ ዓመት ንዓወት ዘብፅሑና ክብሪታት ብምጥንኻር ኢና ንቕበሎ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ንዓወት ዘብፅሑና ተመክሮታትን ክብሪታትን ብምጥንኻር ፈተናታት ብዓወት ንምዝዛም ዘኽእሉ ዕድላት ብምፍጣር ኢና ንቕበሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ከበደ ዴሲሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ከፈልቲ ግብሪ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንምቕማጥ ከፈልቲ ግብሪ ሓላነፍቶም ብግቡእ ንኽዋፅኡ ሚኒስቴር እቶት ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሚኒስትር እቶት ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ፥ ዝማዕበለት ኢትዮጵያን ኢኮኖሚኣ ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንምቕማጥን ኩሎም ከፈልቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኣብዱል መጅድ ታቡኔ ብምርኻብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…
1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ንተመለስቲ ዜጋታት ኣድላዪ ደገፍን ክንክንን በምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መፅንሒ ማእኸል ከምዝኸዱ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ።
እቲ ኤምባሲ ኣብ ትዊተር ሒሳቡ፥ መንገስቲ ኢትዮጵያ ብዘይ ምንም ቅድመ ኩነት ንስምመዕነት ሰላም ብዘይምቁራፅ ፃውዒት…