Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከምዘካይድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ገሊፀን።
እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ብዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ንህዝቢ ልዕሊ መረረት እናዳረጎ ዝርከብ ምኅባር ናብራን ኣብ…
6ይ እዚ ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ እዚ ካብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ጀሚሩ ክሳብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ልዑል ተጋድሎን ጅግንነትን ንዝፈፀሙ ክፍሊታት ሰራዊት፣ ኣባላትን ኣመራርሓን ስነ-ስርዓት ምሃብ መዓርግን ሜዳይን ተኻይዱ።
ዋና ኣዛዚ እዚ ደቡብን ተሸላሚ…
ኣብን ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን)ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ።
ኣይተ መልካሙ ሹምዬ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ኮይኖም ተመሪፆም።
ኣብን ንሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ ናይ ማእኸላይ…
ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ፍርያት ስርናይ ብብርኪ ኩነታት ዓለም ፅንቶ እናጋጠሞ ስለዝኾነ ብምግቢ ባዕልና ንምኽኣል ፍርያታውነት ምቅልጣፍ ኣዚዩ የድልየና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ብቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራትን…
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተኻየደ ስራሕቲ ሪፎርም ሓዊሱ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ሃገራዊ ለውጢ ዝምልከት መፅሓፍ ዳይሳስ ተመሪቑ።
እቲ መፅሓፍ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ብሓባር ዘዳለውዎ…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ-ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንክልል ኣየር እዛ ሃገር ዘተኣማምን ዘብዒ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።
ሌተናል ጄኔራል ይልማ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ኣብዚ ሐዚ እዋን ብኣቪዬሽንን ምክልኻል ኣየርን እዚ ዘበን ዝበፅሖ…
ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ውሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ ህዝቢ ክዛተ ኢዩ።
መድረኻት እቲ ዘተ በቲ ጉባኤ ዝተሓረዩ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ፣ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴን በቢብርኩ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝገብሮ ፅሕተራ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ድሕንነቱ ውሑስ ኣብ ዝኾነ ቦታ ናይ ምስፋር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝገብሮ ፅሕተራ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ድሕንነቱ ውሑስ ኣብ ዝኾነ ቦታ ናይ ምስፋር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ብሄራዊ ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ገሊፁ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወፍሪ ንሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣበርክቶ ንዘበርከቱ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፍሪ ንሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣበርክቶ ንዘበርከቱ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣመስጊኖም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ሒዙዎም ዝነበሩ ከባቢታት ንምልቃቕ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ናብ ግንባር ብምኻድ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሰብ ሞያ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ብመሰረት እዚ
ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዝተሳለጡ ለውጢታትን ዝተፈጠሩ ሓደሽቲ ዕድላትን ንምትእንጋድ፣ ሃገር ቦቀል ሪፎርም ኢኮኖሚን መሰታ…