Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ሳራ ሞንትጎመሪ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ እንግሊዝ  ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብምዝኽካር፥ ብወገን መንግስቲ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ  ምትካል 4 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምትካል 4 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። መናእሰይ፣…

ቀወምቲ ኮሚቴታት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀወምቲ ኮሚቴታት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ህፁፅ ጉባኤ ዝዛመዱ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ኣኼባ ቀወምቲ ኮሚቴታት ማንነት፣ ምምሕዳር ወሰንን ህንፀት ሰላምን፣ ርክብ መንግስታት፣ ዴሞክራሲያዊ ሓድነትን ኣስተምህሮ ሕገ መንገስቲን፣…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ከምዝፀደቐ  መንግስቲ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰለማዊ ኩነታት ንምፍታሕ ዝጀመሮ ፃዕሪ…

ክልል ኦሮሚያን ዩ ኤን ዲ ፒን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ዩ ኤን ዲ ፒ)ን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳን ተወካሊ ዩ ኤን ዲ ፒ ኣብ ኢትዮጵያ  ቱራን ሳላን ክታሞም…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ምርግጋዕን ንክህሊ ወሳኒት ሃገር ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሙሉ ሰለሞን ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ጉዳያት ኣፍሪካ፣ ማእኸላይ ምብራቕን  ላቲን ኣሜሪካን ዶክተር ክርስትያን ባክ ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ሙሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ  ኩነታት ፀፅታ ይረጋጋዕን…

ፅባቐ ሃገር ኣብ ምሕላው ዝተረኸቡ ልምድታት ክሰፍሑ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፃኢ ብምቑጣብን ፅባቐ ሃገር ኣብ ምሕላውን ዝተረኸቡ ለምድታት ክሰፍሑ ይግባእ ተባሂሉ። ለውጢ ኣወዳድባ ኣብ ዝተገበረሎም ሚሲዮናት ዘድሃበ ገምጋማዊ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ኩሎም ኤምባሲታት፣…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 4 ሚሊየን ፈልሲ ክትከል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 4 ሚሊየን ንምትካል ዝዓለመ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ከምዝካየድ ካብ ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ብልዕሊ 400 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣብ 2014 ዓ.ም ብልዕሊ 400 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 47 ፕሮጀክትታት ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ነቶም ፕሮጀክቲታት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዣንጥራር ኣባይ ብምምራቕ ብዕሊ ኣገልግሎት ንክጅምሩ ገይሮም። 19…

ወራር መሬት ንምክልኻል ኣፈፃፅማ ካዳስተር ተግባራዊ ክግበር ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ልምዓት ንምምላእን ዘይሕጋዊ ወራር መሬት ንምክልኻልን እቲ ኣመራርሓ ብኣግባብ ተሓታትነትን ኣፈፃፅማ ካዳስተር ብሓላፍነት ተግባራዊ ንክገብርን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014ን ኣብ…