Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም።
ኣቦ መንበር እኢ ኮሚሽን ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ክልቲአን ሃገራት ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንክቑጠባ ሓቲቶም።
ዘጋጠመን ዘይምርድዳእ ኣብ…
ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ኣፍሊጣ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብብርኪ ላዕለዎት ሰብ መዚ ዝካየድ ጉባኤ ቅድመ ትምህርቲ ይሳተፋ ኣለዋ።
እቲ ጉባኤ ብብርኪ ዓለም ዝርከቡ ሚኒስትራት ትምህርቲ 154…
መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ተገለፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና 12 ክፍል ኣብ ውሽጢ ዩኒቨርስቲታት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ ኣብ ከተማታ ሆሳእና፣ ወራቤን ወልቂጤን ዝርከባ ሞዴላት ካልኣይ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ጎብኒዮም።
ኣብ እዋን…
ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት የብሎምን – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ሃይማኖት ተተሓሒዞም ዝስተውዓሉ ጎንፂታትን ዘይምርድዳኣትን ናይ ውልቀ ሰባት እምበር ሃይማኖት መሰረት ዘይብሎም ምዃኖም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
“ሰላምን ሓድነትን ሕብረተሰብ ንምጥንኻር ግደ ሓበራዊ ክብሪታት…
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ከተማ ሮቤ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት መሪቖም።
ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት ዓረብ ኢሚረሬታት ኣብዱራህማን ቢን…
210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ግልገል በለስ- ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መከላከያ መሃንዲስ ካብ ግልገል በለስ ክሳብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝሃነፆ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ብምዝዛም ተመሪቑ።
እቲ ዋና መምርሒ ካብ ሳልሳይ በርኪ ፀፀር መገዲ ናብ ላዕለዋይ ብርኪ ፀፀር መገዲ ዘዕበዮ መገዲ…
ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን እናተቓለስና ስርዓት ዴሞክራሲ ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል…
ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ።
እቲ ጉባኤ “ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ንኩለ መዳይ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ።
እቶም ፕሮጀክትታት ብመንስቲ፣ ህዝቢን ኣጋር ኣካላትን ዝተሃነፁ ኢዮም ተባሂሉ።
ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት…