Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፋብሪካ ሴራሚክስ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ስራሕ ንኸኣቱ ዘኽእል ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክስ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ስራሕ ንኸኣቱ ዘሕግዝ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ሚኒስትሩ መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸው ጀምበርን ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣይተ ፀጋ ኣራጌ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንኣይተ ፀጋ ኣራጌ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ገይሮም ሾይሞምዎም። ካብዚ ብተወሳኺ፥ ዶክተር ንጉሴ ምትኩ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፀሐሎም ግፍዒ ብምህዳም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተወለድቲ ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘብፀሐሎም ግፍዒን በደልን ብምህዳም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተወለድቲ ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ጎረባብቲ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ከምዝተዓቖቡ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዘብፀሖ ግፍዒን ጭቆናን…

ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓሚቕ ኣብ ዝኾነ መሪሕ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ዝተነበሩሉ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓሚቕ ኣብ ዝኾነ “ካብ ፈተና ናብ ልዕልና” ኣብ ዝብል መሪሕ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ዝተነበሩሉ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ፕሬዚዳንት…

ኣብ እዋን ክራማት መበል ራብዓይ ዓመት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ዓሸራ ክካየድ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ክራማት መበል ራብዓይ ዓመት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ ዓሸራ ክካየድ ኢዩ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝተለምናዮ ሸቶ ነምዕዋጥ…

ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ቤልግሬድ 2022 ካብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18ን ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ኣብ ርእሰ ከተማ ሰርቪያ ቤልግሬድ ካብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ። እቲ ውድድር ዝቕፅል ዓርቢ ጀሚሩ ሰንበት ዝዛዘም እንትኸውን፥ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት በቢክልተ ዓመቱ ኣብ ዝገበር መርሃ…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ንምዝታይ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምስ ኣመራርሓታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣዲስ ኣበባ ዝውክሉ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ዝመረፆም ህዝቢ ንምዝታይ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምስ ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። እቶም ተወከልቲ ከምዝበሉዎ፥ ዝተረኸቡ ዓወታትን ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ንምፍታሕ ምስ መራፂ…

ፖሊስ ፌደራል ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ክልተ ዓለም ለኻዊ ትካላት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። እቶም ትካላት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጀርመን(ጂ.አይ.ዜድ)ን ማእኸል ምትሕብባር ዓውዲ ፀፅታ ጄኔቫ(ዲካፍ)ን እንትኾኑ፥ ንምርመራ ፎረንሲክ…

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድን ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪን ሕርሻን ዝገብረኦ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንብዙሓት ዜጋታት ተረባሕቲ ገይሩ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኔዘርላንድን ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪን ሕርሻን ዝገብረኦ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንብዙሓት ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝገብ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ካብ ሚኒስቴር ገንዘብን ኔዛርላንድስን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ኣብ ከባቢታት ዱከም፣ ቢሾፍቱን ሞጆን…

ኣብ ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ልዝብ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ኣኼባ ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕራት መንግስታት ኣብ ፀብፃብ ግምገማ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ልዝብ ይግበር ኣሎ። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ እቲ ጉባኤ፥ ግዕዝይና ምክልኻልን ኣብምዕራፍ ሓሙሽተ ዝተሰረቐ…