Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፈፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም…

ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡ ትካል ምግቢ ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዘሰናደኦ ሕርሻን ልምዓት ደኒን ብምውዳድ መፍረያይነትን ኣብ ምዕባይ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…

መዘከሪ ሙዚየም ኔልሰን ማንዴላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ተቓላሳይ ፀረ ኣፖርታይድን ኔልሰን ማንዴላ ኣብ ዝሰልጠኑሉ ቀፅሪ ህፁፅ ደገፍ ፖሊስ ፌዴራል ኮልፌ ዝተሰየመ መዘከሪ ሙዚየም ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፤ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…

ንዜጋታት ናብ ኣፍራይነት ዘሰጋገረ ፕሮጀክት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማታትን ፕሮጀክት ስራሕ ዜጋታት ናብ ኣፍራይነት ኣሰጋጊሩ ኢሉ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ኣብ ቀዳሞት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልምዓት ሴፍቲኔት ከተማታትን ፕሮጀክት…

ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 130 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ “ካብ ዘኹርዕ ታሪክ ናብ ድሙቕ ኣድማስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብዛዕባ ኣከባብራ እቲ በዓል ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብዎ…

ንመበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ ፍሉይ ወፍሪታት ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንመበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ ፍሉይ ወፍሪታት ሰራዊት ምክልኻል ብዓወት ተኸቢሩ ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ተኻይዱ። ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እቲ…

እቲ ቦርድ ኣብ ዘካትዑ መረፃታት ክልላት ብዝምልከት ዝተመሓላለፈ ውሳነ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ መንግስታት ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ኣካታዕቲ ዝኾኑ ክልላት መረፃ ብዝምልከት ዘመሓላለፍዎ ውሳነ ዕላዊ ገይሮም፡፡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ግዘ ሰሌዳ ብዝምልከት…

ድሕረ ክፍሊት ዓማዊል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ኣብ ብርኪ ፈተነ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ድሕረ ክፍሊት ተረባሕቲ ዓማዊል ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ብርኪ ፈተነ ኣጀሚሩ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ኣንዋር ኣብራር ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን…

ካብ ሓበራዊ ክፍፍል ኣታዊ 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ካብ ክፍፍል ሓበራዊ ኣታዊታት 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ብሚኒስቴር እቶትን ሚኒስቴር መዓድንን እናተተግበረ…

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣልኬሬጅ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረ ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…