Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
4ይ ዙር ስልጠና ሃገራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰባዊ ኣገልግሎት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰልጠንቲ ብሄራዊ ወለንታዊ ግልጋሎትን ማሕበረሰባዊ ልምዓትን ብኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርስቲ ጅማ ዝተውሃቦም ስልጠና ዛዚሞም።
ኣብ 4ይ ዙር መደብ ሃገራዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ልምዓት ማሕበረሰብን "ሰናይ ንሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 9 ሽሕ…
ሓባራዊ መድረኽ ምኽክር ብመምርሒ ኣሰራርሓ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልን ክልልን ከምኡ እውን ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልቲአን ከተማታትን ተወከልትን ብምዃን ንመምርሒ ኣሰራርሓ ፎረም ምኽክር ኣፅዲቖም።
እቲ ኣሰራርሓ መምርሒ፤ ኣብ ምውፃእ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅርን፣ ውክልና ህዝብን ሞያውን…
መልቐቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መተቓለሊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ኣገልግሎት ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ኣፍሊጡⵆ
እቲ ፈተና ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት…
መፍረያይነት ስርናይ
ኢትዮጵያ መፍረያይነት ስርናይ ንምዕባይ ዓብዪ ፃዕሪ ትገብር ከምዘላን ኣብዚ ዓመት ልዑል ውፅኢት ትፅቢት ከምዝግበርን ተገሊፁ።
በዚ መሠረት፡- ኣብ ዘመነ ምህርቲ ሕርሻ 2015 ዓ/ም ድማ 400 ሚሊየን ኩንታል ብኣናእሽተይ ትሕዝቶ ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ንምፍራይ ትልሚ ተታሒዙ ኣሎ።
ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ካብ ዓለም 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝተኻየደ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ካብ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ዓለም 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።
ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር 6 ሜዳሊያ ወርቂ፣ 5 ብሩርን 1 ነሓስን ብድምሩ 12 ሜዳሊያታት ክትረክብ ክኢላ።
ኣብ መዛዘሚ…
ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብዝግባእ ንምጥዕዓም ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለውዎ ብቕዓት ከጠንኽር ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብዝግባእ ንምጥዕዓም ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለውዎ ብቕዓት ከጠንኽር ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሐዘላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሚኒስቴር ስራሕን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቓ ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ሞባይል ቴሌፎንን 87 ላፕቶፕን ተታሒዘን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰረቓ ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ሞባይል ቴሌፎንን 87 ላፕቶፕን ተታሒዘን።
ብተወሳኺ 69 ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዙ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ረዳት ኮሚሽነር ምርመራ ዳይሬክቶሬት ዝተፈላለዩን ዝተወደበቡን ገበናት ኣለማየሁ ኣያልቄ…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ናብ ካልኣይ ዙር ምዕራፍ ይዳለወሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትካላት ሚዲያ ብስፍሓት ምህናፀን ወሳኒ ኢዩ-ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ናብ ካልኣይ ዙር ምዕራፍ ይዳለወሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትካላት ሚዲያ ብስፍሓት ምህናፀን ወሳኒ ኢዩ ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም።
ፕሮፌሰር መስፍን አርኣያ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ደሴ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ አብ ዘሳለጦ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ አብ ዘሳለጦ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብቐዳምነት ኣወዳድባ፣ ተግባርን ሓላፍነትን ዝውስን መምርሒ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ዝምልከት ዝተዛተየ እንትኸውን፥…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ድሌት ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለገጣፎ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ዲቦራ ፋውንዴሽን ብ19 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ድሌት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው መሪቐነኦ።
እቲ ቤት ትምህርቲ ውሱንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ኣባፅሕ ኣገልግሎት ዝህብ እዩ።
እቲ ቤት ፅሕፈት…