Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዝተፀንዐ ስጉምቲ ብምውሳድ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ክሳራ ምብፃሕ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፀንዐ ስጉምቲ ብምውሳድ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ክሳራ ምብፃሕ ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ዲኤታ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ አብ ዝሃበኦ መግለፂ እየን ነዚ ዝገለፃ። እተን…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣልሸባብ ንምውጋድ ብሓባር ብምስርሐን ጥንኩር ምትሕብባር ክልቲኤን ሃገራት ብተግባር ዘረጋገፀ ምዃኑ መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣልሸባብ ንምውጋድ ብሓባር ብምስርሐን ጥንኩር ምትሕብባር ክልቲኤን ሃገራት ብተግባር ዘረጋገፀ ምዃኑ መንግስቲ ገሊፁ። ኢትዮጵያን ሶማሊያን ሓባራዊ ፀላኢኦም ዝኾነ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ንምውጋድ ብሓባር ምስራሖም ካብ ዝኾነ እዋን…

ናብ መቐለ ተጓዒዙ ዝነበረ ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማት ተረኽ ሓሶት ህወሓት ምግውሑ ጌጋ እዩ-ሚኒስትር ዴኤታ ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ መቐለ ተጓዒዙ ዝነበረ ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማት ተረኽ ሓሶት ህወሓት ምግውሑ ጌጋ እዩ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። ናብ መቐለ ገይሾም ዝነበሩ ጉጅለ ልኡኻን ዲፕሎማት ትርክቲ ሓሶት ህወሓት ምግዋሖም…

ዘጋጠሙ ፀገማት ብዓወት ንምውፃእ ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል እዩ – ኣይተ ኣብርሃም ኣለሀኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጓነፉ ፀገማት ብዓወት ንምውፃእ መራኸብቲ ሓፋሸት ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም ክብሉ ኣካቢ ቦርዲ ኣመራርሓ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣብርሃም ኣለሀኝ ተዛሪቦም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ህንፃ ሓዱሽ ኮምፕሌክስ…

ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ብምዃን ዝተሸሙ ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ደብዳበ ሽመቶም ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን፥ ነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረን ብዓል ብዙሕ ዓውዲ ዝዀነን ርክብ…

ዓውዲ ሕርሻ ካብ መፍረዪ ኢንዲስትሪ፣ ንግዲ ወፃእን ዜጋታትን እናዓበየ ዝመፀ ድሌት ንምምላእ ሰፊሕ ስራሕ ትፅቢት ይግበሮ- ኣይተ ዑመር ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ካብ መፍረዪ ኢንዲስትሪ፣ ንግዲ ወፃእን ዜጋታትን እናዓበየ ዝመፀ ድሌት ንምምላእ ሰፊሕ ስራሕ ትፅቢት ይግበሮ ክብሉ ኣይተ ዑመር ሑሴን ገሊፆም፡፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ምስ ቢሮ ሕርሻ ክልል ብምዃን ኣብ ኣፈፃፅማ ዝተዛዘመ በጀት ዓመትን ትልሚ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዘህነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዘህነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ተመጀሪቑ። ኣብ 450 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ በዓል 8 ደብሪ እንትኸውን÷ እዋኑ ዝበፅሖ ናይ ሬድዮ ስቱዲዮ…

ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ደገፍ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ዝነበረ  ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር  ተታሒዙ። ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ ፤እቲ ዝተታሓዘ ገንዘብ ብሕብረተሰብ ጥቆማን ብፖሊስ ክትትልን 25 ሓምለ 2014 ዓ/ም ኣብ ክልል…

24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ከይዲ 24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ከምዝተደምሰሱ ግዚያዊ ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ምውፋር ሓይሊ ምክልኻልን መተሓባበሪ እቲ ኮማንድ ፖስትን ሜጀር ጄነራል…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። ኣብ 450 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ በዓል 8 ደብሪ እንትኸውን÷ እዋኑ ዝበፅሖ ናይ…