Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲ ዲ ሲ ቻይናን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ማእኸል መቆፃፀሪን መከላኸሊን ሕማማት ቻይና (ሲ ዲ ሲ)ን ብሓድነት ተሓባቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ዝገበርዎ…
ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ ገሊፆም።
ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ÷ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉሙዝ ዞባ መተከል ዞን ብምኻድ ኣተሓሕዛ ተሃነፅቲ ተዓዚቦም።
ኣብቲ ቤት…
ዝተተኸሉ ፈልሲታት ብሕብረት ብምክንኻን ምቹውቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ብሕብረት ብምክንኻን ምቹውቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምህናፅ ከምዝግባእ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም።
ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ኣብ ዞባ…
ብፍልጠት ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትምህርትን ፍልጠትን ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014ን መሪሕ…
ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባን ዓለምን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካን ዓለምን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።
ዶክተር ኣብርሃም በላይ÷ ብኣሰናዳእነት ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ሚኒስትራት ሰላምን ፀፅታን…
ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ በዓል መበል 95 ዓመት ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም፥ ሰራዊት ምክልኻል…
ብምትሕብባር ማእኸል ፀፅታ ኣብ ጄኔቫን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን እንትትግበር ዝፀንሐ ፕሮጀክት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ማእኸል ፀፅታ ኣብ ጄኔቫን(DCAF) ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ንክልተ ዓመታት እንትትግበር ዝፀንሐ ፕሮጀክት ተዛዚሙ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረ ሚካኤል፥ ማእኸልለ ምምሕዳር ዓውዲ ፀፅታ ጄኔቫ ካብ 2019…
ኢትዮጵያን ባህሬንን ብዓውዲ ኢንቨስትመንትን ቱሪዝምን ዘለወን ረኽቢ ንምጥንኻር ይሰርሓ ኣለዋ-ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባህሬንን ብዓውዲ ኢንቨስትመንትን ቱሪዝምን ዘለወን ረኽቢ ንምጥንኻር ይሰርሓ ኣለዋ ክብሉ ቆንስል ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ መሓመድ ምስ ዋና ሓላፊት ኣፍሮ-ኤሲያ ኣብ…
መዘና ትካላ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ቻይናን ሓቢሮም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ትካላ ጉዳያት ወፃኢ ህዝቢ ቻይናን ብኣተሓባባርነት ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣቢሎም ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ብኦንላይን ተዛቲዮም፡፡
ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፤ ቻይናን ኢትዮጵያን ልዕሊ ፍርቂ ክፍለ ዘበን…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 2 ነጥ 2 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 2 ነጥ 2 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ገሊፁ።
“ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ 7…