Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሜ/ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓላፊ ምደባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ኣተሓባባሪ ኮማነድ ስት ፀፅታን ሜጀር ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ። እቲ ጊጅለ ኣብ ባይደዋ እንትበፅሕ ብዋና ኣዛዚ…

ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም፣ ሓመራርሓ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።…

ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኢንተርኔት ንሓቛፊ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፈተናታትን ዕድላት ኢንተርኔት ብዝምልከት ዝለዓሉ ሓሳባት ምይይጥ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንበጀት ዓመት 2015 ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ቢሊየን 405 ሚሊየን 105 ሺሕ ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ኣብዱልባሲጥ ኣቡበከር÷ ካብቲ ዝተትሓዘ…

1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 37 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 859 ደቂ ተብዕትዮን 145…

ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። መድረኽ ተበግሶ ንብረት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ…

ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያ ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ቦውሬማ ሳምቦ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዘሎ…

ን11 ሆስፒታላት ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ስቴት ግሎባል ዋን ሄልዝ ኦሃዮ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽንያትኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም 11 ሆስፒታላት ዝውዕል ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብምውካል ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ዝጠመተ ኢዩ። እቶም ጄኔራል መኮንን ኣብ ዓለም ለኸ…

ከይዲ ምኽክር ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ሓገዝ ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምኽክር ኢትዮጵያ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ኣድላዪ ሓገዝ ንኽገብር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርዓያ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ምስ…