Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ከተማ ጋምቤላ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ጋምቤላ ኣቲዮም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ከተማ ጋምቤላ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣቀባብላ…
ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ ተተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕንወትን ዘረፋን ዝበፅሖ ዩኒቨርሲቲ መቅደላ ኣምባ ዳግም ተወዲቡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ታምሬ ዘውዴ፥ ተምጃሮ ምቕባል ጀሚሩ ዘሎ ቅድመ ደላዋት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ዓውዲ ፀፅታ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ዓውዲ ፀፅታ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም።
ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ መርሃ ግብሪ ምስጋና ኣካይዱ።
እቲ ናይ ሓባር ግብረ ሓይሊ ኣብ ኢትዮጵያ…
መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ።
ፈጠርቲ ስራሕ ምስ ኢንቨስተራት ዘራኽብ ዲጂታል መተግበሪ ዕላዊ ዝተገበረ እንትኸውን፥ መናእሰይ ዝፍጠሩ ዕድለት ብግቡእ ክጥቀሙሎም ከምዝግባእ ተገሊፁ።…
9ይ ሃገር ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲን ሰመትቲን ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ቀጥታ ምትእስሳር ዕድጊት ዝፍፀመሉ 9ይ ሃገር ለኸ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሕብረት ስራሕ ተኸፊቱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ንግዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ…
397 ሽጉጦች፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)397 ሽጉጦች ስራሕ ቱርኪ፣ 60 ጠያይቲ ክላሽን፣ 13 ሰደፍ ክላሽን ሓደ ክላሽን ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ከምዝሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ኣርማጨሆ ውዳበ ፀፅታ ምስ ሕብረተሰብ…
ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ብሞያይ ንሃገረይ” ተባሂሉ ዝተሰየመ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ሆቴላትን መባፅሕቲ ቱሪዝምን መሊስካ ንምጥያሽ ወፍሪ ተጀሚሩ።
እቲ መርሃ ግብሪ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ሆቴልን መሰል መስርሒ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ዶብ ሱዳን ምስ ካልኦት ፅንፈኛ ሓይሊታት ምትእስሳር ብምፍጣር ዝገበሮ ምንቅስቓስ ምፍሻል ተኻኢሉ – ጄነራል ጌታቸው ጉዲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ዶብ ሱዳን ምስ ካልኦት ፅንፈኛ ሓይሊታት ምትእስሳር ብምፍጣር ዝገበሮ ምንቅስቓስ ምፍሻል ከምዝተኽኣለ ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ጄነራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር እናገበሮ ዝርከብ መጥቃዕቲ…
ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹ ሰብ ፍቓድ እንተይወሰደ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ብምጥያሽ ገንዘብ ናይ ምትእኽኻብ ዜና ከይሰርሕ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ።
ካብቲ በዓል መዚ ፍቓድ ዘይብሎም ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ኣጣይሾም፣ ገንዘብ እናተኣኻኸቡ…
ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ።
እቲ ቤት ዕዮ ዘካየዶ ዘተ፥ ፅርየት፣ ውፅኢታውነትን ምትሕብባርን ትልሚ ትካላት ንክህሉ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ትልሚ ብብርኪ ፌዴራል ዘለዉ…