Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምክልኻል ሕማምን ምምዕባል ጥዕናን መሰረት ዝገበረ ፖሊሲ ብምትግባሩ ዝተባባዕ ውፅኢት ምምዝጋቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክልኻል ሕማምን ምምዕባል ጥዕናን መሰረት ዝገበረ ፖሊሲ ብምትግባሩ ዝተባባዕ ውፅኢት ምምዝጋቡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ገሊፁ። ልዕሊ 22 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ብጥዕና ስነ ተዋልዶ፣ ስርዓተ ፆታን ኣገልግሎት ትልሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ ኣትዮም። ኣብ ናይጄሪያ ንክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ናብታ ከተማ ኣምሪሖም። ምስ ጉጅለ ልኡኾም…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዋግኽምራ ን19 ሺሕን 500 ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዋግኽምራ ን19 ሺሕን 500 ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ወረዳ ዝቋላ ንዘለዉ 3 ሺሕን 250 መራሕቲ ሰድራ ኢዩ ተዋሂቡ። ሩዝ፣ ብርሽን፣ ዘይትን…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልኡላውነትን ሓድነተን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ተጠንቀቕ ይርከብ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልኡላውነትን ሓድነተን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ተጠንቀቕ ይርከብ ክብሉ ኢታማዦር ሹም  ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣፍሊጦም። መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት እዚ ምዕራብ ተኻይዱ። እቲ ሰራዊት ምልክት ዓወት…

ኣልሸባብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ምፍሻሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልሸባብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ምፍሻሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ፌዴራልን ብሓባር ብዘሳለጥዎ ወፍሪ ኢዩ ፈሺሉ ተባሂሉ። እቲ ዛዕባ ብዝምልከት ብሓባር ኣብ ዝተውሃበ መግለፂ፥ ገብረ ራዕዲ ሸኔ…

ዶ/ር ሊያ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኖርዌይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኖርዌይ ኢንግቪልድ ጀርኮል ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ምድጋፍ ቴክኖሎጂ ጥዕናን ሰርዓት ጥዕናን ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። እተን ሚኒስትራት ጎኒ ንጎኒ እቲ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ እናተኻየደ…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝደሓነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዘድሓነ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ…

ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ብዝምልከት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መለእኽቲ፥ ብመሰረት ዝተዛበዐ ዓለም ለኸ ስርዓት ኣፍሪካ ሕውስውስ ፈተናታት…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ወደ ናብታ ከተማ እንትኣትዉ ርእሰ ምምሕዳር…

1 ሺሕን 88 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 88 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…