Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስትሮክ ፋውንዴሽን ማእኸል ሕክምና ክህነፅ ደገፍ ክግበር እዩ ኢለን፡፡
እቲ ፋውንዴሽን ዝተማልአ ማእከል ሕክምና ንምህናፅ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
እተን ከንቲባ እቲ ፋውንዴሽን ካብ ግዘ ናብ…
ፕሬዚዳንት ሺ ሃገራት ንፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሑ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ሃገራት ዝያዳ ፍትሓዊ ዓለማዊ ስርዓተ ምሕደራ ብሓባር ክሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቶም ፕሬዚዳንት ነዙይ ዝበሉ ኣብ ቻይና ትርከብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ኣኼባ ምትሕብባር እዩ፡፡
ምምሕዳር ዓለም…
ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም።
ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት
መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…
2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይዛዘም ኣብ ዘሎ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ናይ 2017 ዓ.ም ባጀት ዓመት ዓበይቲ ናይ መንግስቲ ተግባራት ከምኡውን…
ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሩሲያ ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ዘኹርዕ ተግባር ፈፂሙ።
ኣብቲ ፌስቲቫል ዝተሳተፈ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ ንጎሆ ናብ…
“የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ፍልፍል ኣታዊ ዕላዊ ኮይኑ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)፥ እቲ ግድብ መርኣያ ሓድነትናን ፅንዓትናን ዝኾነ ናይዚ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጀሚሩ ንድሕሪት ዝኸደ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ከምዝበሉዎ፥ ዓብዪ ግድብ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ከይዱ ከቢድ ይኹን እምበር ፍሪኡ ጥዑም ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መድከሚ ይኹን እምበር ፍሪኡ ኣዚዩ ጥዑም ክኸውን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒት፥…
ንፈለማ እዋን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝገበርኩዎ ዑደት እቲ ፕሮጀክት ዝፈረሰ መንደር ይመስል ነይሩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጂኦፖለቲክስ ኢትዮጵያ ካብ ዝኽትምና ናብ ዝሐሸ ቁመና ምስግጋሩ ጋህዲ ክኸውን ግድብ ህዳሰ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ብዝብል መሕትት÷ ግድብ ህዳሰ ንፈለማ እዋን…
ኣብ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ብልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ።
ኣብ ስነ ስርዓት መጀመሪ ህንፀት እቲ ፕሮጀክት መስተ ማይ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደን…