Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዝኽሪ ደቂ ሰባት ተሓሊዩ ንክፀንሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪታ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዝኽሪ ደቂ ሰባት ተሓሊዩ ንክፀንሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪታ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ፡፡
ቅርስታት ስነ ፅሑፍ ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው፣ ምክንኻን፣ ምፍላጥን ኣብ ማህደር ዝኽሪ ዓለም ናይ ምምዝጋብን…
ኣብ እዋን ክራማት ካብ ዝለምዐ ስርናይ ልዕሊ 175 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክራማት 2017/18 ዓ.ም ካብ ዝለምዐ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዘርኢ ስርናይ ልዕሊ 175 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ትፅቢት ይግበር ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ።
ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ክልል ኦሮሚያ ሃገራዊ…
መበል 11 መድረኽ ፎረም ጣና ተኸምቢቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባን ክሳለጥ ዝቐነየ መበል 11 ፎረም ጣና ተኸምቢቱ።
እቲ መድረኽ፥ “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ሰርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፍሪካ ኣብ ስርዓት ዓለም ተረባሒት ምግባር ኣብ…
ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)።
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፥ ዑደት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኮይሻ” ብዝብል ርእሲ…
ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን።
ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን፣ ኢንስቲትዩት መርምር ኣርማወር ሃንሰንን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ማእከላዊ ክልል ኢትዮጵያን ምስ ዞባ…
ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ፖለቲካ ንምዝማን ኣብ መንጎ ንሕንሕን ምትሕብባርን ሚዛን ምሕላው የድሊ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ።
ኣባላት ቤት ምኽሪ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ክልል ኣምሓራ መድረኽ ዘተ…
ኣብ ዝቕፅል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ልምዓት ኣቮካዶ ብፍሉይ ትኹረት ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 15፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ቀፃሊ ብፍሉይ ትኹረት ካብ ሞንጎ ዝስረሐሎም ሓደ ልምዓት ኣቮካዶ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡
ንዝቕፅሉ 15 ዓመታት ዝፀንሕ ብሄራዊ ፕሮግራም ልምዓት ኣቮካዶ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ሎሚ…
ራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ንዜጋታት ምቹው ሜላ ናብራ እናፈጠረ ይርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ተወሳኺ ምስሊን ፅባቐን ሂቡ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልግና ብምዃን…
ልምዓት ኮሪደር ምስሊ ከተማታት ካብ ምልዋጥ ሓሊፉ ርኡይ ኢኮኖሚዊ ረብሓ ኣለዎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዝበኑ ዝጠልቦን ደረጃ ፅሬቱ ዝሓለዉን ኢዮም ክብሉ ብመዓር ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ሓቢሮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ኢትዮጵያ ብዘለዋ ታሪኽን መሰል በሪ ባሕሪ ናይ ምርካብ ሕቶኣ ጉዳይ ህልውና ኢዩ – ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝወሃቦ ግቡእ ንምውፃእ ኣብ ዘኽእል ኩለመዳይ ቁመና ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቫይስ ኣድሚራል ክንዱ ገዙ፡፡
መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ "ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት" ብዝብል መሪሕ…