Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ወልድያ፣መርሳ፣ ውጫሌን ከባቢኡን ዝርከባ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ተሸካሚ 66 ኪሎ ቮልት መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ወልድያ፣ መርሳ፣ ውጫሌን ከባቢኡን ዝርከባ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ደሴ…
ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ስዑድ ዓረብ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዛት ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ንጉስ ስዑድ ዓረብ ሰልማንን ላዕለዋይ ሓላፊ ማእኸል ዶክተር ኣብዱላህ ኣልራቢህን ኣብ ክልተኣዊ ሰብኣዊን ርዳእታን ጉዳያት ኣድሂቡ ተዛቲዩ።
ሚኒስትር ኣሕመድ ሽዴ ምስ መካየዲ ስራሕ ፈንድ…
መገደዲ ደረጃ ፅሬት ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያታት ናብ ሃገር ከይኣትዉ ተኣጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣተውቲ ፍርያታት ብዝተገበረ ፍተሻ ላብራቶሪን ኢንስፔክሽንን፤ መገደዲ ደረጃ ፅሬት ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ፍርያታት ናብ ሃገር ከይኣትዉ ተኣጊዶም።
ብዝተገበረ ፍተሻ ላብራቶሪን ኢንስፔክሽንን 3 ነጥቢ 5 ሜ.ቶ ኤል ኢ ዲ ኣምፖል፣ 25 ነጥቢ 8 መከፋፈሊ…
ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ንኢትዮጵያ 6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ።
ኢትዮጵያ ብጥምረት ኣኮቫክስ ኣቢላ ኣብቲ ሰሙን ከምዝተረከበት ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ካብ…
ግብ ረራዕዲ ህወሓት ንዝገብሮ ትንኮያ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልልን ስጉምቲ ዝወስዱሉ ኣንፈት ተቐሚጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብ ረራዕዲ ህወሓት ንዝገብሮ ትንኮያ ሰራዊት ምክልኻልን ሓይሊታት ፀፅታ ክልልን ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኾም ስጉምቲ ዝወስዱሉ ኣንፈት ተቐሚጡ።
ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ መድረኽ ዘተ፥ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ፌዴራልን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዓወት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብሓባር ጠጠው ክብሉ ፀዊዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብታ ከተማ ዝኽበር መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣመልኪተን መልእኽ ኣመሓላሊፈን።
እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 35 ጉባኤ ሕብረት…
ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፋይናንስ (ኣይ.ኤፍ.ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ብመንግስቲ ቅድሚት ዝተውሃቦም ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ።
ሓለፍቲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዳይሬክተር እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ቼክ ኦማር ሲላ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ መንግስቲ ፌዴራል ኣፅቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ መንግስቲ ፌዴራል ኣፅቑ።
እቲ ተወሳኺ በጀት ንመሕለዊ ድሕንነት ሃገር፣ ሰብኣዊ ርዳእታ፣ ብኲናትን ጎንፂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ከምኡ እውን ንካልኦት ኣድለይቲ ስራሕቲ መንግስቲ…
ዩኒቨርስቲ ወራቤ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ንዩኒቨርስቲ ወልዲያ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርስቲ ወልዲያ ስራሕ ንምጅማር ዝውዕል ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ሞንጎ ዝገበሮም ሓገዛት ኮምፒዩተራት፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት፣…
ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ሚሊየን 680 ሺሕን 120 ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ።
እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ብጥምረት ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…