Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ክልተ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ወገናት ፀሎት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከለበቲ ረሱል ወይ ድማ ኣብ ውሽጢ ዞባ ክልተ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ወገናት ፀሎት ተገይሩ።
እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ዓፋር ሰሪጉ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ብቃላት ክግለፁ ዘይኽእሉ ኣብ ደቂ ሰባት ክፍፀሙ እዮም…
ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሊቨር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሊቨር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።
ዩኒሊቨር ኩባንያ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ናውቲታት ፅሬትን ምግቢ ተንከፍ ፍሪያታትን ብምፍራይ ዝፍለጥ ኢዩ።
ቅድሚ 7 ዓማውቲ…
ሚኒስቴር ገንዘብ መምርሒ ግልፅነትን ተሓታትነትን ፋይናንስ ተግባራዊ ኣብ ልዕሊ ዘይገብሩ ትካላት ስጉምቲ ክወስድ ኢየ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ መምርሒ ግልፅነትን ተሓታትነትን ፋይናንስ ተግባራዊ ኣብ ልዕሊ ዘይገብሩ ትካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ።
መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ፋይናንስ ፌዴራልን ክልላትን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡
ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዳይሬክተር ምምሕዳር…
ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም።
ተቀዳሚ ሙፍቲ ኣጂ ዑመር እድሪስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ መንጎ ሰዓብቲ እምነት…
ክልል ኣምሓራ ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣካላት ውዳበ ፀፅታ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ “ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ዝተኸፈለ መስዋእትነት ንሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣካላት ውዳበ ፀፅታ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይሳለጥ ኣሎ።…
ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ።
ኣብቲ ክልል ዞባ ኣፍዴር ኣብ ዶብ ሶማሊያ ዝተዋፈሩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌን ኣካላት ሓበሬታን፥ ኣብ ወረዳ ባረይ…
ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነመዝግቦም ዓወታት ብዝፈጥሩልና ወነ ተተባቢዕና ብምስጋር ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ፃውዒት ቀሪቡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ…
ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ መድረኽ ዘተ ብፀሎት ተጀሚሩ።
ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ ኣብ ዘስምዕዊ መኽፈቲ መደረ፥ ንዘበናት ተኸባቢሮም፣ ተፋቒሮምን ተዛሚዶምን…
ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዘመላኽት ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን።
ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ሓዊሱ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታትን ናይ ውሽጢ ሃገር ጉዳያትን…
ትካላት ሃይማኖት ኣብ ልቢ ሰዓብቶም ፍቕሪን ሰላምን ንኸዓስል ግደኦም ክፃወቱ ይግባእ – መልኣከ ሃይል ገብረክርስቶስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖት ኣብ ልቢ ሰዓብቶም ፍቕሪን ሰላምን ንኸዓስል ግደኦም ክፃወቱ ከምዝግባእ ኣገልጋሊ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ዴንቨር መልኣከ ሃይል ገብረክርስቶስ ገሊፆም።
ምስ ቴሌቪዥን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መደብ ቋንቋ ትግርኛ ፃንሒት ዝገበሩ…