Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንመዓልቲ ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ኣፍሪካውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንዃዕ ንመዓልቲ ኣፍሪካ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ…
ፓርክታት ስራሕቲ ልምዓት ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኾኑ ዝሓዝናዮ ኣንፈት መርኣያ እዮ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ወሰን ሩባታትን መናፈሻታትን ስራሕቲ ልምዓትን ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኾን ዘለና ኣንፈት መርኣያ እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ኣብ 18 ሄክታር ዝስፍሓቱ ፓርክን ወሰን…
7ይ ሓፈሻዊ መረፃን ተሳትፎ መናእሰይን …
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝተገበሩ ምድላዋት ብፍላይ ዲጂታል ኣማራፂታት ኣብ ረብሓ ምውዓሎም ተሳትፎ ከዕቢ ክኢሉ።
ሓላፊቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣሰግደው ሃ/ጊዮርጊስ ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ተግባራዊ ንምግባር ኣብ መረፃ…
ሓቂ ንምግላፅን ብሄራዊ ረብሓ ንምግንዛብ ግደ መራኸቢ ሓፋሽ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓቂ ንምግላፅን ብሄራዊ ረብሓ ንምግንዛብ ግደ መራኸቢ ሓፋሽ እዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡
እቲ ኣገልግሎት ምሉእ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝስዕብ ክቐርብ እዩ።
መራኸብቲ ሓፋሽ ህንፀት ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዘኽእል…
ፖሊስ ፌደራል እዋኑ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ብምዕጣቕ ዓቕሙ ኣዕብዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ ሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ እዋኑ ዝፀልቦ ቴክኖሎጂ ብምዕጣቕ ዓቕሙ ኣዕብዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ትካል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል።
መበል 117 መዓልቲ ምጥያሽ ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርስቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።…
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ጎስጓስ መረፃ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክንፊ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ኣካይዱ።
እቲ መርሃ ግብሪ “ዝዓበየ ተሳትፎ መንእሰያት፤ ኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኻይዱ።
እቲ…
ግብፂ ንሃገራት ልምዓት እቲ ዞባ ከይዕወት ንዘመናት ክትሃስየን ፀኒሓ እያ – ሚኒስቴሪ ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፂ ኣብ ልዕሊ ሃገራት እቲ ዞባዊ ሸቶታት ልምዓተን ንኸይዕወት እትፍፅሞ ማህሰይቲ ሓዱሽ ተርእዮ ዘይኮነስ ንዘመናት ክትክተሎ ዝፀንሐት ስትራተጂ እዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ።
ውሃቢ ቃል እቲ ሚኒስትሪ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ማእኸል ዕዳጋ ኩለመዳይ ለሚ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ማእኸል ዕዳጋ ኩለመዳይ ለሚ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን፡፡
እታ ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ "መንግስቲ ንህዝቢ ዝኣተዎ ቃል ክፍፅም እዩ፤ ዘይስራሕ ቃል…
ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንክኾን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም እዮም – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኹሉ ዝሓቁፍ መረፃ ንምርግጋፅ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢለን ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ።
እቲ ቦርድ ንመረፃ ብዝተጣየሸ ፍሉይ ጣቢያታት መረፃ ዝተመዝገቡ መረፅቲ ኣብ መዓልቲ መረፃ…
መንግስቲ ሰላም ኣብ ምዕቃብ ጎና ጎኒ ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ተካይዶም – ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ሰላም ኣብ ምዕቃብ ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ተካይዶም ኢሎም ሚኒስቴር ሰላም መሓመድ እድሪስ፡፡
ኣብ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣብ ዝርከብ ማእከል ግዝያዊ ዲሞብላይዜሽን ጎንደር ንነበር ዕጡቓት ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ።…