Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክል ዓፋር ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ 759 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ዓፋር ዝርከባ 21 ወረዳታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ 694 ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን 65 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ቡሙሉእን ብሓፈሻ 759 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ዓሊ…

በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝዓነዉ ትካላት ምስ ህዝቢ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ – ደ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ምስ ነበርቲ ከተማ ሰቆጣ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መድረኽ ዘተ ኣካይዶም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራር ልዑል ጉድኣት ምብፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ…

ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓደሽቲ መሰረት ታክሲ ምስፋሕ፣ ጉድለት በጀት፣ ክትትል ፕሮጀክታት ሓዊሱ ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ተዛሪበን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ሚኒስቴር…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራልን…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ከባብታት መሊስካ ንምህናፅ ክፍጠር ዝኽእል ስእነት ስራሕ ብምትሕብባር ክቕረፍ ይግባእ – ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)”ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ከባብታት መሊስካ ንምህናፅ ክፍጠር ዝኽእል ስእነት ስራሕ ብምትሕብባር ክቕረፍ ይግባእ” ክብሉ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ተዛሪቦም። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተማሓየሸ ስትራቴጂ ልምዓት ኢንተርፕራይዛት…

ኩናት ኣብ ዝተካየደሎም ከባብታት ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ኣታዊ ከምዘይተኣከበ ምኒስተር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኩናት ኣብ ዝተካየደሎም ከባብታት ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ኣታዊ ከምዘይተኣከበ ምኒስተር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ ብር 360 ሚልየን ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ ናብ ስራሕ ዝኣወ እቲ ቤት ዕዮ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እዚ…

ኣብ እዋን ሪፎርም ስርዓት ዴሞክራሲ ንምህናፅ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ እዋን ሪፎርም ስርዓት ዴሞክራሲ ንምህናፅ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ህንፀት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ፋና ቴሌቪዥን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፅቑዎ። መጣየሺ ኣዋጅ እቲ ኮሚሽን ኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014፥ ብ13 ተቓውሞ፣ ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምጺ ኢዩ ፀዲቑ። ብፍሬህይወት ሰፊው ከባቢኦም…

ንባዕዳዊያን ገዛእቲ ዝሰዓረት ኢትዮጵያ፤ ካብ ውሽጣ ዝወፀ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣይትፈርስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቖፃፅራ ኣውሮፓ 1896 ጣሊያን ኣብ ዓድዋ ዝፈፀሞ ወራር ዝሰዓረትን ብባዕዳዊያን ገዛእቲ ሓይልታት ዘይተገዝአት ሃገር ብምዃና÷ ኣብዛ ሃገር ብዝተፈጠረ ጎንፂ ክትፈርስ እያ ኢልካ ምሕሳብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘይምፍላጥ ከምዝኾነ ቤንጃሚን…

ክልል ሶማሌ ንሰራዊት መከላኺሊ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን ኣበርኪቱ። እቲ ክልል ቅድሚ ሕዚ ብዙሓት ሓገዛት ዝገበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ናይሕዚ ሓገዝ 11 ሺሕ ሽርጣት፣ 500 ካርቶን ተምሪን 150 ካርቶን ፀባን…