Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናብ ፍፃምኡ ዝቐረበ 5ይ ዙር ውድድር ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊን ብሃንቀውታን ትፅቢት ዝግበረሉን 5ይ ዙር ውድድር ድምፃውያን ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ።
ናብ ፍፃመ ዝቐረበ 5ይ ዙር ውድድር ፋና ላምሮት በቢሰሙን ዘደንቕ፤ መሕዘኒ ነገራት እውን እናተርኣዩሉ ኣብ መበል 11…
ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም።
ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም።
ብዙሕነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን መግለፂኣ ዝኾነት ኢትዮጵያ ወናኒት ምዝዛም ክረምቲ ዘብስሩ ትውፊታት ኢያ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ደናግል ጎራዙ ናብ ኣደባባይ ብመውፃእ ዘስመዐኦም ህብረ ዝማሬታት ኣብ ሰሜን ክፋል…
ካብ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ዘየድሊ ወአላስፈላጊ ዋጋ በሚጨምሩ ነጋዴዎች ላይ ርምጃ ይወሰዳል
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ኣብ መሰረታዊ ጠለባት ኣድላዪ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ከየጋጥም ቁፅፅር እናተገበረ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ፡፡
ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኣይተ ኣሸናፊ ብርሃኑ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷…
ምምሕያሽ ደሞዝ ግልግሎት መንግስቲ ውፅኢታዊነት የዕቢ – ምሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ምምሕያሽ ደሞዝ ስሉጥን ተበፃሕን ግልግሎት መንግስቲ ንምሃብ የክእል እዩ ኢሎም ምሁራት ቁጠናዊ ሃፍቲ።
ሰብ ሙያ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቆስጠንጢኖስ በርሀ (ዶ/ር) ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ምምሕያሽ ደሞዝ ፅዕንቶ ሰራሕተኛታት…
ግደ ምሁራት ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምሁራን ንብሄራዊ ምርድዳእ ናይ ባዕሎም እጃም ክገብሩ ኣለዎም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ።
እቲ ኮሚሽን “ግደ ምሁራት ንውፅኢታዊ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል ጉዳይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከቡ ኩሎም ምሁራን ተወከልቲ ዩኒቨርስቲታት…
ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ሎሚ ተፈፂሙ።
ኣብ’ቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ናይ ሙያ መሓዙትን ደገፍቲን ተረኺቦም።
ኣርቲስት ደበበ ንኪነ ጥበብ…
ህንፀት መገዲ ቅልጣፈ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ንርክብ ንግዲ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕዙዝ ረብሓ ኣለዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት መገዲ ቅልጣፈ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት እቲ ንዞባ ትገብሮ ርክብ ንግዲ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዕዙዝ ረብሓ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፡፡
ዕላዊ ስነ ስርዓት መጀመሪ ህንፀት እቲ መገዲ ቅልጣፈ ሎሚ…
ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ትልምታት ጠመተ ሂብካ ምፍፃም ይግባእ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ትልምታት ጠመተ ሂብካ ምፍፃም ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር።
ኣብ እወንታዊ ኣጋጣሚታት ብምድራኽን ብድሆታት ናብ እወንታዊ ፅዕንቶ ብምልዋጥን ብጥንካረ ምስራሕ ከምዝግባእ እውን…
ቅነ ኣሸንዳ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ካብ 16 ነሓሰ ክሳብ 16 መስከረም ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ኢዩ ይኽበር።
ብባህላዊ መመላኽዒ ዝያዳ ፀቢቐንን ማዕሪገንን፣ ጋመ ተቖኒነን፣ ኩትሻ ኣብ እዝነን ሕንቆ መስቀልን ባቡር መስቀልን ኣብ ክሳደን ገይረን፣ ኮንጎ…
ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ናይ ኩሉ ግዘ እሙን ኣገልጋሊ ኢትዮጵያ ነይሮም – ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ናይ ኩሉ ግዘ እሙን ኣገልጋሊ ኢትዮጵያ ነይሮም ኢለን ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ።
መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…