Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ይግባእ – ኣይ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ብዘኹርዕ ቃልሲ ናይ ኣቦታት ደምን ዓፅሚን ኣብ ጥንኩር ከውሒ ዝተሃነፀት ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሓይሊታት…

ፃውዒት ክተት ተቐቢልና ንምዝማት ተዳሊና ኣለና – ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምድሓን ዝተመሓላለፈ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ንምዝማትን ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋልን ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ኣፍሊጦም። መንግስቲ ኣብ ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ዘመሓላለፎ ፃውዒት ክተት ኣመልኪቶም ነበርቲ ከተማ…

መንግስቲ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምጥፋእ ዝገብሮ ፃዕሪ ንድግፎ ኢና – ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምጥፋእ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፉን ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ካብኦም ትፅቢት ዝግበር ድሉዋት ከምዝኾኑን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም። ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ…

ከተማ ባህርዳር ዘመትቲ ናብ ግምባር ኣፋኒያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ባህርዳር ዝተውፃእፅኡ ዘመትቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሰሳስ ናብ ግምባር ምፍናው ተገይሩሎም። እቶም ዘመትቲ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ሓይሊ ብምድምሳስ ዓወት ንምሕፋስ ቆራፃት ከምዝኾኑ ምግላጾም ኣሚኮ ፀብፂቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና – ነበርቲ ከተማ ጎዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎዴ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፉ ሰላማዊ ሰልፊታት ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ነበርቲ ከተማ ጎዴ “ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና” ክብሉ…

ማሕበር ኣክሲዮን ኦሮ-ፍሬሽ ፍርይት ኣትክልቲን ፍረ ምረን ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኣትክልቲን ፍረምረን ኦሮ-ፍሬሽ ፍርይት ኣትክልቲን ፍረ ምረን ሎሚ መዓልቲ ንነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተመጣጣኒ ዋጋ ምቕራብ ጀሚሩ። እቲ ማሕበር ኣክሲዮን፥ ኣፍረይቲ ቀጥታ ምስ ዓደግቲ ንምርኻብ ፍርያታት ኣትክልቲን…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም። እቶም ዓበይቲ ዓዲ ወራሪን ግብረ ራዕዲን ትህነግ ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ስራሕ ባንዳ ኮኒኖም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ዞባ ሃዲያ ንህወሓት ዝኹንንን ንውሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃዲያ ንሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ንጅግና ውሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝኾነኑ ትካል ሬድዮን ቴሌቪዥንን ድሬዳዋ ፀብፂቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንቃወም – ነበርቲ ጎባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ኣብ ዞባ ባሌ ነበርቲ ከተማ ጎባን ከባቢኣን ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ንሰራዊት ምክልኻ ዝድግፍን ፅዕንቶ ሓይሊታት ወፃኢ ዝኹንንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጎባ ኣካይዶም።…

ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ። እቲ ጣቢያ ብዝምልከት ተደጋጋሚ ፀብፃባት እናሰርሐ ይረኸብ እምበር፥ ዝርሖም ፀብፃባት ኣብ ትኽክለኛ ሓበሬታ ዘይተመርኮሱ ናይ ሕሶት፣ ዝተዛብዑን ሚዛናዊነት…