Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ 107 ህዝባዊ ፅርየት መሐለዊ ገዛታት ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ዝተሃነፁ 107 ህዝባዊ ፅርየት መሐለዊ ገዛታት ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም፡፡
መራሒት ጉጅለ ቢሮ ፅባቐን ሓምለዋይ ልምዓትን ፅርየት መሐለዊ ገዛታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀዳሉ መሰለው ከምዝበልኦ፤…
ደቡብ ኮርያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ናብ ዝዓበየ ብርኪ ኢኮኖሚያዊ ርክባ ክተዕቢ ትደሊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዘመን ተሳጋሪ ምሕዝነት ናብ ልዑል ብርኪ ንምዕባይ ናይ ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚ ርክብን ንምዕባይ ትደልይ ኢሎም ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ደቡብ ኮርያ ጆ ሆ ያንግ።
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ላዕለዎት…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 12 ፎረም ፓሪስ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ፈረንሳይ ዝካየድ ዘሎ መበል 12 ፎረም ፓሪስ ይሳተፉ ኣለው፡፡
እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ ፎረም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ጉጅለ 20 ሃገራት መሰረት ማዕቀፍ ዘለዋ ምምሕያሽ…
ሓምላይ ኣሰር ብዝሃ ህይወት ንክሕሎ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕባይ ብዝሃ ህይወት ንክሕሎ ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡
ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘካይዶ ዘሎ ተግባራት ብዝምልከት ምስ ክልላት ንምምኽኻር…
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲኣ ምጥንኻር ክኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣንጎላ ኣሰናዳነት ዝተዳለወ ኢትዮጱያ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲኣ ብዘጠናኽር ውፅኢታዊ ተሳትፎ ገይራ ኢሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፡፡
ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ከምዝበልዎ÷…
ነብሲ ዘድሕን መድሓኒት ዘብፅሓ ድሮናት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣዴታት ኣብ እዋን ሕርሲ ዘጋጥም ምፍሳስ ደምን ደም ብግቡእ ክረኽባ ንምግባር እናተሰርሐ እዩ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ ሕክምና ኣገደስቲ ዝኾኑ መድሓኒታት ብእዋኑ ንክበፅሑ ኣብ ምግባር ሕሙማት ንኸቢድ ፀገም ከይቃልዑ ንምክልኻል…
ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ሞሃሙድ ድሪር።
ብኣሰናዳኢነት እቲ ኮሚሽን፥ “ግደ ምሁራን ሃይማኖት ንዕዉትነት ሃገራው ዘተ” በዘብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ…
ምስ ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተገበረ ዘተ ሓበራዊ ያታ ንምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞያተኛታት መራኸብቲ ሓፋሽ ምስ መንግስቲ ተቐራሪቦም ምዝታዮም ሓበራዊ ያታ ኣብ ምፍጣር ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምሁራን ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን።
እቲ ዘተ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ልምዓት ናይ ምፍፃም ዓቕሚ ብመረዳእታ ብምድጋፍ ንምቕራብ ናይ ኣሰራርሓ…
ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ መራሕቲ ፖለቲካ…
ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ዘለዋ ልዑል ኣፈፃፅማ ንኢዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቡራት መንግስታት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ልኡኽቶታት ምኽባር ሰላም ዘለዎ ልዑል ብቕዓትን ፅቡቕ ኣፈፃፅማን ንኢዱ፡፡
ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ሕራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕ…