Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብቕብሪ ተቐቢልና…
ኣብ ውሽጢ ሃገር መድሓኒት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ምድንፋዕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እታወታት ሕክምናን ኣፋውስን ንምፍራይ መመሓየሺታት ፖሊሲ ካብ ምግባር ጀሚሩ ነቲ ዓውዲ ልዑል ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ፡፡
በዚ ድማ ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናውቲ መገልገሊ…
ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዓይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሞዛምቢክ ኢ ክርስቲያቮ አርቱር ቹሜ ተመያይጠን፡፡
ኣብ ዘትአን ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ብሓባር ክሰርሓሉ ዝኽእላ ጉዳያት ዘተ ኣካይደን፡፡…
ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘኽእላ ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ሚኒስትር ንኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝተገበረ 7ይ ዙር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ አቀባብላ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብኽብሪ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
ዑደት እቶም ፕሬዝደንት ሓበራዊ ልምዓትን ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢን ክልቲአን ሃገራት…
ኣዛተይቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ንኹሉ ኢትዮጵያውያን ዘይሻራዊ ክኾኑ ኣለዎም – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዛተይቲ (ኣማኸርቲ) ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ንኹሎም ኢትዮጵያውያን ዘይሻራዊ ክኾኑ ይግባእ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፡፡
እቲ ኮሚሽን ንኣዛተይቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ዝተዳለወ ቀዳማይ ዙር ናይ ግንዛበ…
ኣውቶቡሳት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ኣገልግሎት ይህባ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካል ኣገልግሎት ኣውቶቡስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መዓልቲ ክሳብ 1 ነጥቢ 5 ሚልዮን ዝኾኑ ዜጋታት ኣገልግሎት ይህብ ኣለኹ ኢሉ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣካሉ ኣሰፋ ምስ ሕፅረት ነዳዲ ተተሓሒዙ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ዘየድሊ ምዝንባዕን ፀገማትን…
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ተዛቲዮም
አዲስ አበባ፣ ሚያዚያ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ማሪያ ማኑኤላ ሉቃስ ተዛቲዮም።
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ክልቲአን ሃራት ብኣምር ፓን ኣፍሪካኒዝም ዝተቓነየ ፍሉይ ርክብ ከምዘለወን ብምሕባር፥ ናይ ነዊሕ…
ኣብ ወረዳ ደሃና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ወረዳ ደሃና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 18 ሰባት ሓሊፉ፡፡
ካብ ከተማ እብናት ናብ ሰቆጣ እናተጓዓዘ ዝነበረ ናይ ህዝቢ መመላለሲ ተሽከርካሪ ኣብ ወራ ደሃና ቀበሌ 9 ድግሽዋ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እቲ…
ቆናጁ ኣፍሪካ ስራሕቲ ልምዓ ወሰን ሩባ መዲና ኣዲስ ኣበባ ጎብኒየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዓለም ለኸ ውድድር ቁንጅና ተሳተፍቲ ኣብታ ከተማ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ብምዝውዋር ተዓዚበን፡፡
እቲ ውድድር ቁንጅና ኣብ ሞንጎ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ምትእስሳር ባህሊ ንምፍጣርን ሃፍቲ ቱሪዝም ንምፍላጥን…