Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ደቡብ ኮርያ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ መንግስቲ ሪፐብሊክ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል 10 ሚሊየን ዶላር ድጋፍ ገይሩ፡፡
ተወካሊ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ካምፖ (ዶ/ር) ኣብ እዋን፤ እቲ ትካል ንሰብኣዊ ተግባራት ህፁፅ ፋይናንሳዊ ደገፍ ኣብ…
ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀረባ እዋን ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተጀመሮ ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያ ብዲዛይን ዝሓዞም ትሕዝቶታትት ንዓለም ለኸ ኣፍልጦ ተመሪፁ፡፡
ኢ-ፓስፖርት ኢትዮጵያዊ ሕቡእ ባህሪታትን ሚስጢራትን ብምሓዝ፤ ምዕቡል ቴክኖሎጂ ብምጥቃምን ምንነት…
በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ድሕንነቱ ዝተሓለወ መመሓላለፊ ባሕሪ ናይ ምርካብ መሰለን ክኽበር ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡
ሳልሳይ ጉባኤ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ሕቡራት…
ሕርሻ ዘዘምኑ ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ጠለብ ምግቢ ንምምላእ ሕርሻ ዘዘምኑ ውፅኢታት ቴክኖሎጂታት ናብ ሃገር ንምእታው ትሰርሕ ኣላ፡፡
ዋና መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤርወይስ ኣይተ ገዘሃኝ ብሩ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ቀረባ እዋን ብሚኒስቴር ሕርሻ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣተው ዘመናዊት…
ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፆም ፍልሰታ ስለ ሰላም ሃገር ብምፅላይን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝ ክነሕልፍ ይግባእ ኢሎም ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፡፡
ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፆም ፍልሰታ…
ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ከም ኣሰናዳኢት ሃገር ኣብ ለውጢ ካባቢ ኣየር ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ንተሳተፍቲ ክተርኢ እያ ኢሎም ሚኒስትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን፡፡
እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ምድላው ኣመልኪቶም ዝሃብዎ መግለፂ ዝሃቡ እቶም ሚኒስትር ዲኤታ፤…
መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምኽባር በዓል ምስረታ መበል 70 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ጎንደርን ይካየድ ኣሎ።
ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ በዓል ምስረታኡ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት እናኽበረ ዝፀንሐ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሓዊሱ…
ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ዓሳ ተገፊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ 2017 በጀት ዓመት ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ ሰለስተ 3 ሺሕን 210 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ፡፡
ኣብ ቢሮ ሕርሻ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ዳውሮ ሓላፊ መምርሒ ሃፍቲ ልምዓት እንስሳትን ዓሳን ኣስፋው ጮራሞ ንፋና…
ትካላት ሃይማኖት ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣29 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ሃይማኖት ሓድነት ብምጥንኻር ሰላም ሃገር ንምፅናዕ ዘለዎም ግደ ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ሰላም፡፡
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ 4ይ ሃገር ለኸ ጉባ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንሓድነትን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ሃረር ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመር ትውልድ ብዝተረኸበ ኣተዊ ኣብ ፓርክ ኢኮ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፅሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለን ተወከልቲ…