Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ካብ ዝተወሰና ሃገራት ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ማሕበረሰብ ዓለምን ዝተወሰና ሃገራትን ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…
ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ንክልተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ጉባኤ መራሕቲ…
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጋንጂ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ንመንግስቲ ከምዝሃቡ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
እቶም ኣባላት መንግስቲን ኣባገዳታትን ዘቕረቡዎ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ኢዮም ኢዶም ሂቦም ዘለዉ፡፡
ኣብቲ…
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪካ ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ውፅኢታት ፈጠራ ቴክኖሎጂ ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪካ ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ኣብ ዘፈራት ማይ፣ ምግቢን ኢነርጂን፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሃፍቲ ሰብን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ኣፍሪካዊ ዝኾኑ ውፅኢታት ፈጠራ ቴክኖሎጂን ምርምርን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።
ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያንን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ኣብ ዝግበረ ምትሕብባር ዘድሃበ ልዝብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝገብረኦ ምትሕብባር…
ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናሚ ምትእስሳርን ንመከፋፈልቲ ነዳዲ ብምጥንቃቕ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ለካቲት ብዘለዎ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናሚ ምትእስሳርን ሓደሓደ ኩባኒያታት መከፋፈልቲ ነዳዲ ሰብ ስራሕ ሕፅረት ሕፅረት እናፈጠሩዎ ካብ ዝርከቡ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ።
ስርዓት ንግዲ ንምዝባዕ ኣብ ዘይተገበአን ዘይሕጋዊን ተግባር ተዋፊሮም ዝርከቡ…
ዝማዕበለት ኣፍሪካ ንምርኣይ ኣብታ ኣህጉር ዝረኣዩ ጎንፂታ ምውጋድ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለት ኣፍሪካ ንምርኣይ ኣብታ ኣህጉር ዝረኣዩ ጎንፂታ ምውጋድ ከምዝግባእ ምክትል ዋና ፀሓፊት ወድብ ሕቡራት መነግስታትን ኣፈፃሚት ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ቬራ ሶንግዌ ተዛሪበን።
እተን ኣፈፃሚት ስራሕ ኣብ መበል 40 ጉባኤ ቤት ምኽሪ…
ኣይተ ደመቀ ምስ ናሚቢያን ካኔሮንን መዘናታቶም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ናሚቢያ ኔቱምቦ ናንዲ-እንዳይትዋን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሮን ሌጄኡን ምቤላ ምቤላን ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ…
ቦርድ ምርጫ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተታት ዝመርሓሉ ሰነድ መምርሒ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብ 2011 ዓ.ም ኣፅዲቀምዎ ዝነበሩ ሰነድ መምርሒ ዘተ ምምሕያሽ ብምግባር ዓምዩቕ ዘተ ድሕሪ ምግባር ዳግማይ ክፀድቕ ገይሮም።
እቲ ሰነድ መምርሒ፥ ኣብ መንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበሩ ዘተታት ብስነ…
ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ተገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝዕፀዉ መገዲታት እታ ከተማን ተለወጥቲ መስመራትን ዕላዊ ምግባሩ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ፡-
ካብ ኣዋሬ ብጥይት ቤት ናብ ፓርላማ ከምኡ እውን ካብ ቡልጋሪያ ናብ ሕብረት…