Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ብውህብቶ ኣበርኪተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ጅማ ዊልቼሮች ንጉድኣት ኣካል  ብውህብቶ ኣበርኪተን። ቤረት ፅሕፈት ቀዳማዊት ሚኒስትር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሃገርና ንዝነብሩ ደገፍ ንዝጠልቡ ጉድኣት ኣካል ድጋፍ ዊልቼር ናይ ምግባር መርሃ ግብሩ…

ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ፥ ግብሪ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ…

ብሓምለዋይ ኣሰር ንዓለም ዘደምም ስራሕ ንሰርሕ ኣለና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንዓለም ዘደምም ስራሕ ንሰርሕ ኣለና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ሓምለዋይ ኣሰር ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ኣሰረን ኣንቢረን። ሓምለዋይ ኣሰር…

ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ኣብ ዓለም ልዑል ውፅኢት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ጅማ ሓምለዋይ ኣሰሮም ብምንባር ናይ ሎሚ ዘበን ናይ ሓደ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ…

ሎሚ ሓዱሽ ታሪክ ንዓለም ንምርኣይ ተዳሊና ኣለና – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምኽኣልና ደጊምና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ሎሚ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ናይ…

ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ብብርኪ ሃገር ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓሙስ ብሓባር ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም…

ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ምትእስሳብር፣ ንፈጠራ ኢኮኖሚን ዓለም ለኸ ተሳትፎን ሓይሊ ኮይኑ ኢዩ ኢሉ ፓርቲ ብልፅግና፡፡ እቲ ፓርቲ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ብምትካል ምብራኽ ከምዝከኣል ኣርኣያ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…

ሃገራዊ ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር 28ን 29ን ሓምለ 2017 ዓ.ም ክካየድ እዩ፡፡ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ እቲ ጉባኤ ሰላም ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ልዕሊ 300 ሰባት ኣብቲ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ ክልል ፅባሕ 524 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ምድላው ተዛዚሙ ኢሎም። ኣይተ ሽመልስ ፅባሕ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓደ ፀሓይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ካብ ፅባሕ…