Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተመሓየሸ መሕለፊ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርት ኣብ 2017 ዓ.ም ናብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መእተዊ ውፅኢት ካብ 300 ናብ 297 ክንኪ ገይሩ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ÷ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ተምሃሮ ናብ ዝቕፅል ደረጃ ትምህርቲ ንምሕላፍ 50 ሚኢታዊን…
ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ንቑሕ ተሳትፎ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ንቑሕ ተሳትፎ ይገብሩ ኣለዉ ኢሉ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ፥ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ካናዳ፣ ኣፍሪካን ማእኸላይ…
ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ፅባሕ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ፡፡
እቲ ዓመታዊ ክብረ በዓል 21 መስከረም ኣብቲ ዞባ ወረዳ ኣምባሰል እምባ ግሸን ብድምቀት ዝኽበር እንትኸውን፤ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ን…
ሓምሻይ ዙር ሰሙን ቱሪዝም ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲታት ባህሊን ቱሪዝምን ንምፍላጥ ዕላማ ዝገበረ ሓምሻይ ዙር ሰሙን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንኩለመዳይ ዕቤት ሃገር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ሃገር ንምርግጋፅ ዕዙዝ እጃም ክህልዎም ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…
“ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) “ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 45 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ቀዳም ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሰንበት ሆረ ሃርሰዲ ኣብ ቢሸፍቱ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።
ሓላፊ ቢሮ…
ገባሪ ሰናይ ትካል ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ልምዓታዊ ምንቅስቃሳት ንምትግባር ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓትን ረድኤትን ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ዝትግበሩ ልምዓታዊ ምንቅስቃስ ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝነብሩ ግዱሳት ሙሱሊም መናእሰይ ተጋሩ ዝተጣየሸ እቲ ትካል፤ ሚኒስትር ድኤታ ደቂ…
ካብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ጋዜጣዊ መግለፂ
ኮሚቴ ፖሊሲ ገንዘብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ 15 መስከረም 2018 ዓ.ም ራብዓይ ኣኼባኡ ኣካይዱ።
እቲ ኮሚቴ ፤ ኣብ ዝቕባበ ዋጋታት ኢትዮጵያ ፣ ፊስካል፣ ወፃኢ ኢኮኖሚ፣ ቀረብ ገንዘብን ፋይናንሳዊ ኣንፈታት፣ ሓፈሻዊ ቁጠባዊ ንጥፈታት፣ ከምኡ እውን ኣብ ውሽጣዊ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝረኣይ ዘሎ ዓለም…
ኢሬቻ ንዋሕዚ ቱሪዝም ዘለዎ ልዑል ግደ ከዐቢ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ብድሙቕ ንክኽበር ብምግባር ንዋሕዚ ቱሪዝም ዘለዎ ልዑል ግደ ከዐቢ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፡፡
በዓል ኢሬቻ ባህሊዊ ክብርታት ሓልዩ ንምኽባር ኣብ ክሊ ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ…
ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ቀሪባ ኣላ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ቀሪባ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)።
እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣባል እቲ ትካል ንምኻን እትገብሮ ዘላ ድርድር ዝበፅሓሉ ብርኪ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።
ኣብ…