Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘንፀላለዉ ፀገማት ንምስጋር ብሓባር ደው ምባል ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዘንፀላለዉ ፀገማት ንምስጋር ብሓባር ደው ምባል ከምዝግባእ ኣካቢት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ዶክተር ራሄል ባፌ ገሊፀን።
እተን ኣካቢት፥ ብመንፅር ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት ምድምማፅ፣ ምዝርራብ፣…
ሳፋሪኮም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኣብ ምምሕያሽ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ቀንዲ ዝኾነ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምድጋፍ ድሉው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ኣንዋር ሱሳ ኣብ መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ…
ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኣዋርሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራርን ዘረፋን ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ጥራሕ 832 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ጥቕሚ ወፃእ ምግባሩ መምርሒ ትምህርቲ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ራዕዲ…
ኣብ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሓይሊ ኣየር ኣቪሽን ኢንዱስትሪ ደጀን ናይ ፃንሒት ግዚየኦም ንዝዛዘሙን ዝሓሸ ኣፈፃፅ ማ ስራሕ ነዝነበሮምን መስመር መኮንናት ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ።
ምክትል ኣዛዚ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብ/ጄ ይታያል…
ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወሎ ንዝተፈናቐሉን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡን ወገናት ድጋፍ ገይሩሎም።
እቲ ድጋፍ ብዓይነትን ገንዘብን እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ብሓባር ብምዃን ኣብ ዝሰርሕዎ ስራሕ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ፓስፖርት ዘዳልዉ ዝነበሩ 10 ሰራሕተኛታት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።
እቶም ተጠርጠርቲ…
ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ሼል ኤችቾ ተዛቲዮም።
እቲ ኩባኒያ ካብ 2018 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ሓፂነ መፂን ከምዝተዋፈረ እቶ ሓላፊ…
መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ረዳት ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ሓዊሱ፥ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ቴክኖሎጂ፣…
ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 5 ዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕዲሚኦም 28 ሚልየን ህፃውንቲ ፀረ ቫይረስኮሮና ክኽተበት ፒፋይዘር ንክወስዱ ወሲና።
ምምሕዳር፣ ምቁፅፃር መድሓኒትን ምግብን ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ ካብ 5 ክሳብ 11 ንዕድሚኦም ህፃውንቲ ክታበት ፒፋይዘር…
ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ናይ ብሄራዊ ስታዲየም ህንፀት ጎብኒዮም።
ኣብቲ ዑደት ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣ ናይ ባህሊን ስፖርቲን ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ፣ ናይ ኢትዮጵያ…