Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣወዳድባ እቲ ሚኒስቴር ጂኦፖለቲካዊ ጉዳያት ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝኾነ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ኣወዳድባን ስራሕቲ ለውጢን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓለም ለኻዊን ጂኦፖለቲካዊ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝኾነ እቲ ሚኒሰስቴር ኣፍሊጡ።
እቲ ኣወዳድባ ወፃኢ ብምንካይ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ንምስራሕ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ…
ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣባላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ . ቢ .ሲ)ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብኣፈፃፅመኦም ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣባላትን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ምሃብ ኣፍልጦን ፃንሒት እዋኖም ንዝሸፈኑ በዓል መዓርጋትን ስነ ስርዓት ምልባስን ተሳሊጡ።
ኣዛዚ ስፔሻላይዝድ ኮምፕረሲቭ…
ሐዚ ከምዘሎ ኣማራፂ ዕድል እንተዝህሊ ነይሩ ናብ ዕጥቂ ቃልሲ ኣይምኣተኹን-ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓዱሽ መንግስ ሐዚ ከምዝጀመሮ ኣማራፂ ዕድል እንተዝህሊ ነይሩ ናብ ዕጥቂ ቃልሲ ኣይምኣተኹን ክብሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዕዲ ዓረብን ሌንጮ ባቲ ተዛሪቦም።
ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ፥ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ኣግላሊ ኣተሓሳስባ…
ኣብ ምርመራ ጋዜጠኝነት ኣፍሪካ ዘድሃበ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ምርመራ ጋዜጠኝነት ኣፍሪካ ዘድሃበ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታት ኣፍሪካን ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ ኣፍሪካውያን ጋዜጠኛታት ብምርመራ ጋዜጠኝነት ልምዲ ዝለዋወጡሉን ዝስልጥኑሉን ኢዩ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣…
ብምግቢ ባዕልና ንኽእለሉ እዋን ቀረባ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ፍርያታውነት ሕርሻ ብምምሕያሽ ብምግቢ ባዕልና ንኽእለሉ እዋን ቀረባ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር…
ኣብ ወረባቦ ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣብ ወረባቦ ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕበረተሰብ ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ።
እቲ ካብ ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና መውግቢ ፌዴራልን ክልልን ዝተረኸበ ሓገዝ፥ ን13 ሺሕን 552 ክፋላት ሕብረተሰብ ዝኸውን ኢዩ።
ምክትል…
ሓዱሽ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል ተግባራዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረሉ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓዱሽ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል ተግባራዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረሉ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም።
እቲ ሓዱሽ መንግስቲ ለውጢ ዘካተተ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ብምክያድ ሓድነታን ህልውንኣን ዝሓለወት ጠንካራ ሃገር ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ዝኣተወ ቃል ብተግባር ከውዕል…
ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተኻየደ መረፃ ናፃ፣ ፍትሓዊን ዘይሻራዊን ከምዝነበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተኻየደ መረፃ ናፃ፣ ፍትሓዊን ዘይሻራዊን ከምዝነበረ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ተናሓናሕቲ ውድባት ክልል ሃረሪ ተገሊፁ።
እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ፥ 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክልል ዝፀኻየደ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።
ኣብ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ሕባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮንጎ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ፣ ኮትዲቯር ሪፐብሊክ፣ ጋቦንን…
ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ገይሩ።
እቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ንዝተውፃእፅኡን ሞያዊ ሓገዝ ንዝገብሩን ሰብ ሞያ ጥዕና ኢዩ ን7ይ ግዘ ምፍናው ገይሩ ዘሎ።…