Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ከተማ ጎንደር ኣይተ ዘውዱ ማለደን ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሸይሙዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ጎንደር ኣይተ ዘውዱ ማለደን ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሸይሙዎም።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ፥ ኣይተ ባዩ ኣቡሃይ ክብረት ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሰይሙ።
ብሙሉጌታ ደሴ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።
ኣብቲ ዑደት፥ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ርእስ ምምሕሰዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ርእሳነ ምምሕዳራት…
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝተኻየደ መረፃ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝተኻየደ መረፃ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ቦርድ ኣብተን ክልላት ኣብ ቀረባ እዋን ተኻየደ ሓፈሳ መረጻ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።
የመግለጫው ሙሉ ቃል የሚከተለው ነው።
እቲ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ።
እቲ መሳርሒ ካብ ሃገረ እስራኤል ብዝወፅኡ ሰብ ሞያ ኣቢሉ ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብምትሕብባር ን150 ዓይነ ስዉራን ስልጠና ተገይሩ ከምዝተውሃቦም…
ጉድለት ፅሬት ዘለዎም ፍርያታት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ፅሬት ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ኣብ ሰለስተ ወርሒ መጀመርታ በጀት ዓመት ኣተውቲ ፍርያታት ብዝተገበረ ፍተሻ ላብራቶሪን ስራሕቲ ኢንስፔክሽንን ትሕቲ ደረጃ…
ሱልጣን ኦማን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኦማን ሄይትሃም ቢን ጣሪቅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም።
ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኮይኖም ምምራፆም ስዒቡ…
ኣሜሪካ ንኣጉዋ ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ን”ኣጉዋ” ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ሰራሕተኛታት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ገሊፆም።
ጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣብቲ ፓርክ ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ምስ ኣፍረይቲ…
ባህሬን ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ሪፎርም ከምትድግድፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብን ብሄራዊ ኢኮኖሚን ባህሬን ሼክ ሰሊማን ቢን ከልፋ ኣልካልፋ ሃገሮም ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ሪፎርም ከምትድግድፍ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ገንዘብን ብሄራዊ ኢኮኖሚን ባህሬን ኣብ ጉዳይ…
ህንፀት ግድብ ህዳሰ እንትዛዘም ዘምፀኦም ዕድላት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ክንሰርሕ ኢና – ኣባላት ዳያስፖራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ እንዛዘም ዝፍጠሩ ዕድላት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ኣብ ኢንቨስትመንት መባፅሕቲ ቱሪዝም ኣሰሮም ንምንባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ገሊፆም።
ኣብዚ ሰሙን ብሓገዝ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ከይዲ ህንፀት እቲ…
ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ሰሜን ወሎን ጎንደርን ንዝነብሩ ወገናት ግቡእ ትኹረት ንኽህብ መንግስቲ ፀዊዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ሰሜን ወሎን ጎንደርን ንዝነብሩ ወገናት ግቡእ ትኹረት ንኽህብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀዊዑ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ መግለፂ ኣውፂኡ።
ኣብ መግለፂኡ ድማ ህወሓት ንሰባት ብፍርሓትን ብድሌትን…