Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት:- 1.ሓገዚ ኮሚሸነር ኣበበ ውቤ፤ ምክትል ሓላፊ ኮሚሽነር ዘፈር ምክልኻል ገበን ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል 2.ሓገዚ ኮሚሽነር…

ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017/18 ዓ.ም ዘበን ፍርያት እታዎት ዝኸውን ልዕሊ 10 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ምጉዕዓዙ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንፍርያት እቲ ዘበን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ወይ ድማ…

ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታት ቱሪዝም ዓለም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከተማ ሃረር ኣባል ፌደሬሽን ከተማታ ቱሪዝም ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕጊ ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝተኻየደ÷ ኣኼባ እቲ ፌዴሬሽን ተቐባሊነት ምርካባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ…

ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ሎሚ ኣብ መቀመጢ ዋና እቲ ሕብረት ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)፣…

ኢትዮጵያን ፋኦን ኣብ ስርዓተ ምግቢን ሕርሻን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣብ ትካል ምግቢ ዓለም ዳይሬክተር ምግቢን ሕርሻን ዴቪድ ላቦርድ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ብሄራዊ ስትራቴጂ ምግቢ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኣሰራርሓ ትካል ምግቢ ዓለም ብምውዳድ ብሓባር…

ዕለተ ሰሉስ ሰሙነ ሕማማት – መዓልቲ ሕቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሙነ ሕማማት ንረኽባ ዕለተ ሰሉስ፥ ኣይሁድ ሕግን ሓቅን መሰረት ዝገበረ ዘይኮነስ፥ ንኢየሱስ ክርስቶስ ዝኸስሱሉ ገበን ክረኽቡ ኢሎም የቕርብዎም ዝነበሩ ሕቶታት ዝዝከሩላ ዕለት ስለ ዝኾነት "መዓልቲ ሕቶ" ተብሂላ ከም ትፅዋዕ ሊቃውንቲ ኦርቶዶክስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፒ4ጂ ቬይትናም 2025 ከምዝሳተፉ እውን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ስትራቴጂክ ትልሚ ሕርሻ ፀጋ እቲ ካባቢ ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ የኽእል ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዝያዊ ምምሕዳር ዘዳለዎ ስትራቴጂክ ትልሚን ሕርሻ ÷ማይን ፀጋ እቲ ከባቢን ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋጥ ከምዘኽል ተገሊፁ፡፡ ልምዓት ገፀርን ልምዓት ፖሊሲን ኣብ ዘጣየሾ ቢሮ ምስ…

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቤላሩስ መዘነኦም ማክሲም ሪዤንኮፍ ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያ ምስ ቤላሩስ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ዓውዲታት ምትሕብባር ብምስፋሕን ተረባሕነት…

ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ካሚል ኦማር ተዛትዮም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮ-ጅቡቲ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ…