Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ኣብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቱ ዝተቐበረ ጦር መሳርሒ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ኣብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቱ ዝተቐበረ ክላሽን ኮቭ ጠበንጃን ሽጉጥን ብሓበሬታ ህዝቢ ተታሒዙ።
እቶም ዝተትሓዙ ጦር መሳርሒታት ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 2 ፍሉይ ቦታ ቸርቆስ ሰፈር ተባሂሉ ኣብ ዝፅዕ ከባቢ ኢዮም፡፡
ዘጠራጥሩ…
ኣብ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለወ ሓደጋ ዝምጥን ምላሽ ንምሃብ ሎሚ መዓልቲ ክንብገስ ይግባእ – ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለወ ሓደጋ ዝምጥን ምላሽ ንምሃብ ሎሚ መዓልቲ ክንብገስ ይግባእ ክብሉ ኣባላት ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፀዊዖም።
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣመራርሓ ቅድሚት ብምስላፍ ነቲ ወፍሪ ንምራሕ…
ኩሉ ኢትዮጵያዊ “ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነትን ሰዓራይነትን ሽም ካብ ዘንፀላለወሉ ሓደጋ ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለዎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊያንን ትዉልደ ኢትዮጵያዊያንን ኩሎም “ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነትን ሰዓራይነትን ሽም ካብ ዘንፀላለወሉ ሓደጋ ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለዎ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገንዚበን።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ…
ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ…
ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ - ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብድምፅኹም ውሳነኹም ምፍላጥኩም መግለፂ ስልጣነን መርኣያ ትኽክለኛ ዴሞክራሲን ኢዩ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ።
እቲ ቤት ምኽሪ÷…
ኣይተ ወንድሙ ኩርታ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ህዝቢታት ደቡብ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ወንድሙ ኩርታ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ህዝቢታት ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን እንትምረፁ ወይዘሮ ገነት መንገሻ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ብምዃን ተመሪፀን፡፡
ብተመሳሳሊ ቤት ምኽ እቲ ክልል ንዶክተር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ…
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መተሓዳደሪ ሕገ-መንግስቱ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መተሓዳደሪ ሕገ-መንግስቱ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተመስሪቱ ኢዩ፡፡
ምስረታ እቲ ክልል÷ ካብ ሓሙሽቲአን…
ሃገረይ ኣይትንክኡ ዝበሉ ኢትዮጵያውያን ታሪኽ ዓድዋ ንምድጋም ኣብ ግምባር ይቃለሱ ኣለዉ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብዘጋጠመ ፈተና ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን ተኣኻኺቦም ታሪኽ ዓድዋ ንምድጋም ኣብ ግምባር እናተቃለሱ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!…
ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ።
ምስረታ እቲ ክልል÷ ካብ ሓሙሽቲአን ዞባታትን ካብ ሓደ ፍሉይ ወረዳን ዝተወከሉ ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ ዘሎ፡፡…
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓተው ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንተግባር ራዕዲ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓተው ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንተግባር ራዕዲ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣብ ከተማታት ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ብምምስሳል ክኣትዉ ብምግባር ናብ…
ንዝተፈላለዩ ሃገራት ኣምባሳደራትን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማነቶም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ኣፍሪካ፣ እስያን ፓስፊክን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ገለፃ ተገይሩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ኣመልኪቱ ገለፃ ዝገበሩ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር…