Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተኸቲሉ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡፡
ውሳነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስቴር ልክዕ እዩ ዝበለ ኣትሌት ፈይሳ ኣብዚ ሀዚ ስዓት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዘንፀላለወ ፀገም ልክዕ ኣቦታትና…
ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና – ኢንጂነር ታከለ ኡማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና” ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊጾም።
ኢንጂነር ታከለ ከምዝበሉዎ÷ ብሓደ ወገን ኣብ ልዕሊ ህልውና ዘንፀላለወ ግምባር ኲናት፤ ብኻሊእ ወገን ድማ ምስ እዚ ተተሓሒዙ ዝመፅእ…
እቲ ሓድሽ ምስራታ ህዝቢ ክልል ምዕራብ ደቡብ እናተኻየደ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቲ ሓሙሽተ ዞባታትን ካብሓደ ፉሉይ ወረዳ ዝተወከሉ ከምእዉን ፃዎዒት ዝተግብረሎም ኣጋይሽ ኣብዝተረኽበሉ እቲ ምስረታ ኣብ ከተማ ቦንጋ እናተኻየደ እዩ፡፡
ዞባ ምዕራብ ኦሞ፤ ዞባ ቤንች ሾኮ ፤ ዞባ ካፋ፤ ዞባ ዳዉሮን ዞባ ሾኮ ከምእዉን…
ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ኮሚቴ ምቁፅፃር ወፃኢ መንግስትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ምውሳኖም ኣፍሊጦም፡፡
ኣይተ ክርስቲያን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ…
ህዝቢን መንግስቲን ሉኣላውነት ሃገር ንምሕላው ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ግብረ ራዕዳውያን ጉጅለታትም ተሓናኒቑ ይርከብ – ደ/ር ኣብርሃም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቱ ዓውደ ውግኣት ብዝግባእ ኣፅሪዮም ንባዕሎም ንምክልኃልን ሉኣላውነት ሃገርን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ግብረ ራዕዳውያን ጉጅለታትን ብቕሉዕ ተሓናኒቑ ከምዝርከብ ሚኒስትር…
“ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነት ሽም ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለና – ቀ/ሚ ኣበይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነት ሽም ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ሙሉእ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦
ፍቱዋት ደቂ ሃገረይ፣ ክቡራት ፈተውቲ ኢትዮጵያ፣…
“ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛሪቡ ኣሎ” – ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ሓቂ ተዛሪቡ ኣሎ” ክብሉ ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገጾም ገሊፆም።
ኣብዚ ሰሙን “የኣክል (No More) ብዝብል ሃሽታግ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣሜሪካ ካልኦት ምዕራባውያንን…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ግምባር ሷሮቢት ኣናተቃለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣበረታቲዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ግምባር ሷሮቢት ተረኺቦም ንግብረ ራዕዳውያን ኣናተቃለሱ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣበረታቲዖም።
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ጅግና ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ…
ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ኣብቲ ከባቢ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ተደምሲሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ እዚ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ንስሪ ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብምውዳድ ብዝወሰዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ኣብቲ ከባቢ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ተደምሲሶም።
ዋና ኣዛዚ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ኮሎኔል ሰይፈ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣክቲቪስታትን ደገፍቲ ምዕራባውያን ሚዲያታትን “ሑመራ ማሳከር” ዝብል ናይ ሕሶት ወፍሪ ንምጅማር ምድላው ከምዝዛዘሙ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣክቲቪስታትን ደገፍቲ ምዕራባውያን ሚዲያታትን “ሑመራ ማሳከር” ዝብል ናይ ሕሶት ወፍሪ ንምጅማር ምድላው ከምዝዛዘሙ ተፈሊጡ።
ምስ እዚ ተተሓሒዙ ኬንያዊ ተንታኒ ጉዳያት ትማሊ ሓቂ ኢትዮጵያ ብዝባዕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምግዋሕ…