Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሌ/ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ሰራዊት ምክልኻል ዓወት ኣብ ዝተጎናፀፈሎም ከባቢታት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌፍተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ኣብ ቀጠና ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተለኣኣኽቲ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሶም ሰራዊት ምክልኻል ዓወት ኣብ ዝተጎናፀፈሎም ከባቢታት ዑደት ገይሮም፡፡
ጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣባላት ፍሉይ…
ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለዋ – ኬንያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለዋ ክብላ” ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ሬይቸል ኦማሞ ገሊፀን፡፡
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒዮ ብሊንከን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምዝታይ ንፈለማ እዋን ናብ ኬንያ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡…
ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን – ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን ክብሉ ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም፡፡
ኣምባሳደር ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ስዒቡ ቅሬታ እናልዓሉ ምዃኖም ገሊፆም፡፡…
ፀላኢ ኣብ ግምባር ወረኢሉ፣ ሚሌን ከሚሴን ክሳራ ይበፅሖ ኣሎ – ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሃገራዊ ሉኣላውነት ንምኽባር ዝገብሮ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ኣገልግት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም ድማ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣባላት…
መበገሲኡ ባህርዳር ዝገበረ ሽጉጥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎሮ ከባቢ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዕለት መበገሲኡ ባህርዳር ዝገበረ ሽጉጥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎሮ ከባቢ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ተታሒዙ፡፡
ብኸቢድ ተሸከርካሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ 50 ሽጉጣት ዘምፀአን ተቐባሊን እንትቀባበሉ ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ግዜኢ ፀብፂቡ።
ከባቢኦም…
ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት ዝውዕል እንትኸውን፥ ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ሰላም ብምምፃእ ዝነኣድ ተግባር ተሳልጥ ኣላ – ኮ/ል ማክ ቶክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሲኒየር ኮሎኔል ማክ ቶክ ፕሮግ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ ግዝኣት ኣብዬ ናይ ዝተዋፈረ ግዚያዊ ሓይሊ ፀፅታ ውሕመ (ዩኒስፋ) ኣበ ኣቢዬ ዝርከብ ቀጠና ወፍሪ መበል 24 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ተዓዚቡ።
እቲ ዑደት ዋና መአዘዚ ጣብያ ሓዊሱ…
ሃገር ካብ ጥፍኣት ንምድሓንከምዝተዳለዉ ምልምል ሰልጠንቲ ብር ሰለቆ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ ውትድርና ንመበል35 ዙር ሰልጠንቲ ስራሕቲ መድረኽ ኣቕሪቡ።
ዋና ኣዛዚ እቶ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮሎኔል ጌታቸው ዓሊ፥ ናብቲ ማእኸል ብምምፃእ ምርኢት ኪነ-ጥበብ ንዘሰናድ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ ዝብል ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ኢዩ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ እናተኻየደ ከምዝኾነ ብምምሳል ዝጋዋሕ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ዳይሬክተር ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ…
ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ኣብ ዋግህምራ ይድምሰስ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ፃውዒት ክተትን ብዝወስዱዎ ዝተዋደደ ስጉምቲ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ እናተደምሰሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ድሃና፣ ዓምደወርቅ፣ ፃግብጂ፣ ዝቋላ፣ ሳህላ…