Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዝተዛበዐ ተረኽ ኣብ ምምካት ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝተኸፈተ ዝተዛበዐ ተረኽ ንደሓር ብምባልን ኣብ ምምካትን  ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማብራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ርክቦም ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዚሃኦ ዚሂኦን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልጽግና ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት…

ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ቢሮ ሰላምን ፅፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካብ 15 ማዓልትታት ንድሓር መለለይ መንነት ካርድ እንተይሓዙ ኣብ ዝርከቡ ሰባት ተሓተትቲ ከምዝኾኑ…

ኢትዮጵያ ናብ ሰላም ንምምላስ እናተቓለሱ ከምዝኾኑ ዘመትቲ ግንባር ጋሻና ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣብ ዝፈፀሞ ወረራ ብዝበፅሖ ልዑል ክሳራ ዋላ ይባረር እምበር ሜልኡ ቀይሩ ናብቲ ዞባ ንምእታው ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ ኣይሳኸዐሉን ክብሉ ኣብ ግምባር ጋሸና ዝርከቡ ዘመትቲ ተዛሪቦም፡፡ ህወሓት ኣብዚ ሰሙን ናብ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኽቲ ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኺ ዝኾነን ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ግናጋ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ኣባላት ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ብሰላማዊ መገዲ ሂቦም። ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሻኔን ተለኣኣኺ ብዝኾ ግናጋ ናይ ሕሶት…

ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ከምዝኾነ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቡሬ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኢዩ።…

ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ ንፀላኢ ተስፋ ዘቑረፀ ኢዩ – ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ ንፀላኢ ተስፋ ዘቑረፀ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ደሲሳ ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኢትዮጵያውያን ንወፍሪ ክተት ዝሃቡዎ መልሲ…

ኣብ ዓሰርተ ከተማታት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተግባራዊ ክግበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መመሓየሺ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ዝተመረፁ ዓሰርተ ከተማታት ተግባራዊ ከምዝግበር ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብምኽንያት ነዊሕ እዋን ዘቑፀሩ መስመራት ዝርገሐ ኣብ ከባብታት ከተማ እናጋጠመ ዘሎ ፀገም ምቑርራፅ ሓይሊ…

ሓደሓደ ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ምባሎም ተቐባልነት የብሉን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰኑ ዓለም ለኸ ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ሓደ ከባቢ ጥራሕ ሓገዝ ንግበር ዝብሉዎ ተቐባልነት ዘይብሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት…

ሊቢያ ናይ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከምዝዓፀወት ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሊቢያ ናይ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ከምዝዓፀወት ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ኤምባሲ ኣብ ስራሕ ከምዝኾነን ዝናፈስ ወረ ካብ…