Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለው – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ዝተመሓየሸ ኣፈፃፀም እናዝገቡ ምዃኖም ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤላሩስ ማክሲም ሪዚሄንኮቭ ኣብ ክልተኣዊ ማዕቀፍ ስራሕ ብምጥማት ዘቲየን፡፡ እቲ ክልተኣዊ ማዕቐፍ ስራሕ፤ ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል…

ኣብ ክልል ትግራይ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ – ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ንምዝማንን መፍረያይነት ንምድንፋዕን ዘኽእል ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምስ…

ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብትሑት እቶት ዝመሓደሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ፡፡ መንግስቱ ፌዴራል ዝመደቦ ልዕሊ 670 ሚሊየን ብር በጀት ናብ ተግባር ዝኣተወ እቲ ፕሮግራም…

ጉዳይ በሪ ባሕሪ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ታኻሉ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ዝሐሸ ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሳልሳይ…

ሳልሳይ ኣኼባ ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሳልሳይ ኣኼባ ፌዴሬሽን ዓመታዊን ዓለም ለኸን ብየዳ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)÷ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ብየዳ ኣፍሪካ መሐመድ ኣብደል-ኣሊም (ፕ/ር)ን ካልኦት…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዘለወን ታሪኻ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝሕግዝ ዘተ ኣካይደን፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ብራዚል ጆዜ ሙሲዮ ሞንቴሮ ፊልሆ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር…

ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ዓመታዊ ትልሚታት ንምዕዋት ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ቐንዲ ቐንዲ…

ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ሁሴን ኦማር ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ፥ ኣብ ቀፃሊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ነቶም ሚኒስትር…

3 ሺሕን 367 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 367 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ብዝተገበሩ ትሽዓተ በረራታት ዝተመለሱ ዜጋታት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ…