Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝነበረ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝነበረ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ።
36 ሺሕን 401 ተምሃሮ ንፈተና ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ቁፅሪ ፈተና ዝወሰዱ ተምሃሮ ግን 35 ሺሕን 856 ከምዝኾኑ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ኣይተ ዳኘው…
መላእ ህዝቢ ዝተገበረሉ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብዝገበሮ ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዘኹርዕ ዓወት ተመዝጊቡ – እዚ ኣዋጅ ህፁፅ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ህዝቢ ዝተገበረሉ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብዝገበሮ ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዘኹርዕ ዓወት ከምዝተመዝገበ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ።
ኣፈፃፅማ እቲ ኣዋጅ ዝከታተልን ብላዕለዋይነት ዝመርሖን መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ…
ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣርምኡ ቀይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ቅድሚ ሕዚ እናተፀቐመሉ ዝነበረ ትካላዊ ኣርማ ምቕያሩ ተወካሊ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ብርጋዴር ጄነራል ኣስፋው ማመጫ ኣፍሊጦም።
እቶም ብርጋዴር ጀጄነራል ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣርማ ቀይሩ ዘሎ ምስ ዝተፈጠረ…
መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ከተመኦም ይሕልዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 27 ሺሕ መናእሰይ ተወዲቦም ሰላምን ፀፅታን ከተመኦምን ከባቢኦምን እናሓለዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ሓላፊ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ኣብርሃም ታደሰ፥ ኣብታ ከተማ ምንቅስቓስ ኣካላት ፀረ ሰላም…
ብናይ ሕሶት ወፍሪ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሓሰበ ነገር ክዕወት ኣይከኣለን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢብዛዕባ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዓበይቲ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ተመሳሳሊ ብዝኾነ መልክዑ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምፍናው ወፍሪ የካይዱ እምበር ዝሓሰቡዎ ከዕውቱ ከምዘይከኣሉ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ስዕረት ታሪኽና ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ስዕረት ታሪኽና ኣይኮነን” ክብሉ ገሊፆም።
መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ሓደ ጉዳይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ፃውዒት ህልውናን ርብርብ ምድሓን ሃገርን” በዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ…
ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት ንምኽፋል ከምዝተዳለወ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢ ሃገር ጀሚሩ ክሳብ ወፃኢ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምምካት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ መስዋእትነት ንምኽፋል ድሉው ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣተሓባባሪ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ…
ልኡኽቶ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ፈፂሞም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣተገባብራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፈንታን ኮሚሽነር…
ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፍትኑ ኣለዉ – ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፈትኑ እምበር፤ ኣብ ኢትዮጵያዊነትና ዝተመስረተ ክብሪን ሓድነትን ክነኽኡና ኣይኽሉን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
“ምኽንያቱ ድማ ንሕና ብብራኸ፣ ብፅንዓትን ሓድነትን ንኢትዮጵያ ደው ንብል፥ ኩሩዓት…
እስራኤል ብገበን ኲናት ዝጥርጠሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ንምምላስ ቃል ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍቢ ሲ)እስራኤል ገበን ኲናት ፈፂሞም ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ውልቀ ሰባት ናብ ኢትዮጵያውያ ክምለሱ ንምግባር ቃል ከምዝኣተወት ተሓቢሩ።
ኣብ ቀረባ እዋን ብኣውሮፕላን ናብ እስራኤል ካብ ሞንጎ ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ገበን ኲናት ፈፂሞም ከምዝተረኸቡ…