Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሕድሳት ዝተገበረሎም ናይ 9 ዘኽታማት ኣባይቲ ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም 15፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብበዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣቢሉ ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ሕድሳት ዝተገበረሎም ናይ ትሽዓተ ዘኽታማት ኣባይቲ ኣረኪበን።
ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ወረዳ 8 ብምርካብ ኣብ ክረምታዊ ወለንታ…
ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት እምነት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም።
ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ርስሓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር በዓል ዳሜራ መስቀል…
ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኣሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ።
ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንጨፌ ኦሮሚያ ዝተመረፁ ኣባላት ፈላማይ ጉባኤኦም እቲ ክል ንሓሙሽተ ዓመት ዝመርሕ ኣካል ክውደብ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ነባር ኣባላት ተፋኒዮም…
በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ- ፖሊስ ፌዴራል
ኣዲስ ኣበባ፣መስከረም 14፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ካብ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ፣ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ብሔራዊ መረዳእታን ደሕንነትን፣ ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ…
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ወፍሪ “የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት” ተሓዊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ናብ ወፍሪ "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት" ተሓዊሶም
መንግስቲ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ነባራዊ ኩነታት፣ ሉእላውነትን ውሽጣዊ…
ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 14 ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሴሚናር ፓርቲታት ፖለቲካ ቻይና ኣፍሪካ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተኻየደ ሴሚናር ዝተሳተፉ ሓላፊ ዓውዲ…
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ተዛቲየን።
መንግስቲ ፌደራል ሃገራዊ ግዴታታት ኣብ ዘንብርሉ ህግጋታትን ዓለም ለኸ መአቀኒታት መሰረት ምግቢ፣ መድሓኒትን…
30 ኩንታል በርበረን ሽሮን ዘየድሊ ነገር ሓዊሶም ናብ ዕዳጋ ዘቕረቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ወላይታ ከተማ ኣረካ ዘየድሊ ነገር ብምሕዋስ እኽሊ እናጠሓኑ ዝተረኸቡ ሰብ ዋና መጥሓን ብምዕሻግ ዘየድሊ ነገር ዝተሓወሶ ሽሮን በርበረን ብኤግዚብትነት ፖሊስ ክተሓዝ ተገይሩ።
ኣብዚ ሰሙን ጥራሕ 17 ኩንታል በርበረን 13…
ብሄራዊ መታወቂያ ኩለመዳይ ረብሓ ከምዘለዎ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መታወቂያ ኣብ ህንፀት ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ኢኮኖሚን ድሕንነት ሃገርን ኩለመዳይ ረብሓ ከምዘለዎ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
ምድላው ኣተገባብራ መታወቂያ ዝበፅሐሉ ብርኪ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ተኻይዱ።
ብቐረባ…
ኣምባሳደር ተፈሪ ኣለሙ ምስ ኣቦ መንበር ጉጅለ ጉዳይ ኢትዮጵያ ፓርላማ እንግሊዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ ተፈሪ መለስ ምስ ኣባል ፓርላማ እንግሊዝን ኣብቲ ፓርላማ ኣቦ መንበር ጉጅለ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዝኾኑን ላውረንስ ሮበርትሰን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ኣምባሳደር ተፈሪ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ…