Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኒውዮርክ ፃንሒት ስረሖም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ማሪ ኤሪክሰን ሱሬይድ ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኒውዮርክ ፃንሒት ስረሖም ተራኺቦም ኢዮም ኣብ…
ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ጉጅለ ፈጢሮም ዝተሰለፉ ዕጡቓት ነኒባዕሎም ተቓቲሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ጉጅለ ፈጢሮም ዝተሰለፉ ዕጡቓት ነኒባዕሎም ከምዝተቓተሉ ፍልፍላት ሓበሬታ ኣረጋጊፆም።
ጥሒሱ ናብ ዝኣተወሎም ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዑል ስዕረት ኣጋጢሙዎ እናተበታተነ ዝርከብ…
ኣሜሪካ ልዕሊ 453 ሺሕ መከላኸሊ ኮቪድ-19 ክታበት ንኢትዮጵያ ብሓገዝ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝተብሃለ ልዕሊ 453 ሺሕ መከላኸሊ ኮቪድ-19 ክታበት ንኢትዮጵያ ብሓገዝ ከምዘበርከተት ተገሊፁ።
እቲ ሓገዝ ክታበት፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጌታ ፓሲ ንሚኒስትር ዲኤታ ሳህረላ ኣብዱላሂ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣፍሪካ ኩለመዳይ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ሚኒስትር ማይን ከባቢን ዩጋንዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ኣለም ፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ማይን ከባቢን ዩጋንዳ ሳም ቺፕቶሪስ ተዛቲዮም።
ኣብ ግድብ ህዳሰ፣ ፅቡቕ ልምዲ ሓምለዋይ ኣሰር ናብ ጎረቤት ሃገራት ብዛዕባ ዝስፋሕፈሐሉ ኩነታት፣ ኣብ…
ባህላዊ ሕጊ “ሄር ኢሴ” ኣብ ሓድጊ ዓለም ንምምዝጋብ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተፀሓፈ ባህላዊ ሕጊ ማሕበረሰብ ዒሳ “ሄር ኢሴ” ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንምምዝጋብ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።
ኣቦታት ማሕበረሰብ ኢሳ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሶማሌን ዝተሳተፉሉ ኣብ ባህላዊ…
ኣብ ፍሉይ ፖሊሲ ኣፍሪካ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትኹረቱ ኣብ ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚክ ዞባ ፖሊሲ ኣፍሪካ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብምትሕብባር ውድብ ሕኑራት መንግስታት፣ ጂኣይዜድ ጀርመንን ሕብረት ኣፍሪካን ዝተሰናድአ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ምድላው ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኦሮሞ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ብድነት ወፂኡ ንፈጣሪኡ ምስጋና ዘቕርበሉ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።
ላዕለዋይ በዓል ሞያ ሓለዋ ሓድጊን መፅናዕቲን እቲ…
ስልጣን መንግስቲ ምሓዝ ዝከኣል ብመረፃን ድምፂ ህዝቢን ጥራሕ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና ቤኒሻንጉል ጉሙዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ህዝቢ እቲ ክልል ብመግለፂ ሓደ ሓደ ተናሓናሕቲ ውድባት እንተይተደናገረን እንተይተረበሸን ስልጣን መንግስቲ ምሓዝ ዝከኣል ብመረፃን ድምፂ ህዝቢን ጥራሕ ዝተሓዝ ከምዝኾነ ብምግንዛብ ኣብ ሰላም ከባቢኡ ክቃለስ ከምዝግባእ ፓርቲ ብልፅግና ቤኒሻንጉል…
ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 100 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ኣርባዕተ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ከምዘመሓላፈ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዝሓበሮ፥ እቲ ዘተ ኣብ ደምቢ ኣታዊ ግብሪ ፌዴራል፣ ጡረታ…
ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ሪጅን ማእኸላይ ሰሜን ኣገልግሎት 4ጂ ኤልቲ ኢ ኣድንቫንስድ ኣጀሚሩ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ደብረ ብርሃን፣ ሱሉልታ፣ ሰንዳፋ፣ ገርበ ጉራቻን ለገጣፎን ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ 386 ሺሕ ዝኾኑ…