Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣምሓራ  ክልል ህወሓት ልዕሊ 20  ሆስፒታላትን  277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣውዲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ሚንስቴር ዲኤታ ጥዕና  ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ግጅለ ልእኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ናይ ጥዕና ትካላት ጎቢኒዮም፡፡ ኣብቲ ዑደትካብ ጥዕና ሚኒስትር ፣ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ኣምሓራ ክልል ጥዕና ቢሮንዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ”የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት”  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ኣባላት ካቢንኤንን "የነጩ  ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት"  ደብዳበ ናይ ምፅሓፍ መርሐግብሪ ኣጀሚሮም። "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግሥት"  ብዝብል ሃገራቲ ወፃኢ ብፍላይ…

ላ/ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም

<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)<span;> ላዕለዋየዕ ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም። <span;> ኢትዮጵያ ንምፍራስ ምስ ናይ ወፃኢ…

ኣሜሪካ ሉኣላውነት ኢትዮጵያን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ዝካየድ ዘሎ ተግባራት ከምእትድግፍ ኮንግረንስ እታ ሃገር ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስረም፣ 14 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስናይ ኣሜሪካ ናይ ኮንግረስ ኣባላት ተዛቲዮም። ነቶም ኣባልት ኮንግረንስ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር እተካይደ ብዛዕባ ዘላ ተግባር መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣባላት ግጅለ ልኡኽ…

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ  ዶ/ር ጀማል ኣባፊጣ፥ ኣብ ሱማሌ ላንድ ሃርጌሳ ካምፓስ ብኒውትሬሽን ዘሰልጠኖም 19 ተምሃሮ ካልኣይ ዲግሪ ምምርቑ ተዛሪቦም። እቲ…

ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን እትገብሮ ንዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ክታበትን ካልኦት…

ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ መዓልቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘምሃሮም 6793 ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ሸውዓተ ቀፅሪታት ልዕሊ 40…

ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝም ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ…

መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፅሩይ ቤት ትምህርቲ ንትውልዲ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምንቕናቕ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፅሬት ኣብ ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ሚኒስትር ትምህርቲ ዶ/ር ኢ/ር ጌታሁን መኩሪያ፣ ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢ/ር…

ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን ኢነርጂን ኣብ ኣመሓራ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕዲ ንዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መፀገኒ ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን ኢነርጂን ኣብ ኣመሓራ ክልል ብግብረ ራዕዲ ህወሓት መጥቃዕዲ ንዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት መፀገኒ ዝውዕል 20 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ነቲ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ኣገኘሁ ተሻገር ዘረከበ እንትኸውን፥ ሚኒስትር…