Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ ካልአይቲ ዝወፅአት ሃሴት ደረጀ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ህንዲ ሃይድራባድ ኣብ ዝተዳለወ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ “ሚስ ወርልድ” ካልአይቲ ዝወፅአት ሃሴት ደረጀ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ንመበል 72 ግዘ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፅባቐ ናይ 108 ሃገራት ተወዳደርቲ ተሳቲፈን። ሃሴት ብብርኪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዝገብራ ዘለዋ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) መበል 1446 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መበል 1446 በዓል ዓረፋ(ዒድ ኣል ኣድሃ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ ኣብ እዋን ዓረፋ ዝዝከሩ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ 2ይ ጎስጓስ ሃገራዊ ምክልኻል ብክለት ከባቢ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ 2ይ ጎስጓስ ሃገራዊ ምክልኻል ብክለት ከባቢ ኣጀሚሮም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሓለዋ ከባቢ…

ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ትድግፍ እያ – ኣምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዘላ ሰላማውን ዲፕሎማስያውን ፃዕሪ መንግስቲ ኣሜሪካ ይድግፍ እያ ኢሎም። ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት እናመዘገበት ምዃና ገሊፆም÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ…

ፕሬዚዳንት ስሎቬኒ ናታሻ ፒርስ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ስሎቬኒ ናታሻ ፒርስ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን፡፡ እተን ፕሬዚደንት ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ኣዲስ ኣበባ ምብፀሐን ተገሊፁ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች አቤቤ ሎሚ ነተን ፕሬዚዳንት…

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 47 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት 2018 ዓ.ም መንግስቲ…

መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ንክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተረኺም እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡…

ኣብ ዉሽጢ ብዙሓት ፈተናታት ኮይንና እውን ዝነኣዱ ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ብዙሓት ፈተናታት ኣጋጢሞምና ዝነኣዱን ተኣምር ክበሃሉ ዝኽእሉን ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መሕትት፥ ፈተናታት ኣብ ዉሽጥና ዘሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም። ምዕባለ ኢትዮጵያን መሰረት ክሳብ ዝሕዝ ፃዕሪን ውፅኢትን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም። ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ምንቅስቓስ ስራሕን ኣንፈትን መንግስቲ…