Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ተዛቲዮም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸሊኹ ኣብ ዘኣተወሎም ከባቢታት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድሊ ኣብቲ ዘተ ኣልዒሎም፡፡…
ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ዝግበረሉን ስምዕታ ዝቐርበሉን እዋን 12 መስከረም 2014 ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ዝግበረሉን ስምዕታ ዝቐርበሉን እዋን 12 መስከረም 2014 ከምዝዛዘም ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደሎም ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ሃረርን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ከምዝካየድ…
ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ኣዋሽ ቢሾላ ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ኣዋሽ ቢሾላ ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ።
ሰልጠንቲ ኣብቲ ማእኸል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓሙሽተ ዓይነታት መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ከምዝወሰዱ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት…
ምክትል ጠ/ኢታማዦር ሹም ጄነራል ኣበባው ታደሰ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግንባር እዝ ሰሜን ወሎ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ጠ/ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ጄነራል ኣበባው ታደሰ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግንባር እዝ ሰሜን ወሎ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ ግዳጅ ተዛቲዮም።
እቶም ምክትል ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም፥ ንዝኾነ ይኹን ዘይንብርከኽ ናይ መከላከያ ሠራዊት ካብ ናይ ቀደም…
ኣፈፀምቲ ስራሕ መገናኛ ብዙኃን ብትህነግ ጉድኣት ዝበፅሖ ዞባ ደቡብ ጎንደር ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣፈፀምቲ ስራሕ መገናኛ ብዙኃን ብትህነግ ጉድኣት ዝበፅሖ ዞባ ደቡብ ጎንደር ጎብኒዮም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት፣ ሃብቲታት ግለ ሰብን ዝተጎድኡ ክፋላት…
ኣትሌት ሻለቃ ሃይሌ ገ/ስላሴ ኣብ ኣምሓራ ክልል ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሻለቃ ሃይሌ ገ/ስላሴ ኣብ ኣምሓራ ክልል ብዝተፈፀመ ወረራ ካብ መረበቶም ንዝተፈናቀሉ ዜጋታት 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ምግቢ ድጋፍ ገይሩ።
ኣብ ኮምቦልቻ ከተማ ብምርካብ ብስም “ሃይሌን ዓለምን ኢንተርናሽናል ሃላፊነቱ…
እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ድጋፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶዝ አስትራዜኒካ ክታበት ኮቪድ 19 ድጋፍ ከምዝገበረት ገሊፃ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጄ ዱጉማ÷ ምስ ተወካሊ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ አሌክስ ካሜሮንን…
“ነብስና ክሳብ ዘላ ንባዕልትናን ሃገርናን ኣይነንክአን” ናይ ኣምቦ ኣሓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሓት ብርቆ ተሾመን ጫልቱ ተሾመን ትውልዲ ከባቢአን ኣብ ኣምቦ ኢዩ።
እተን ኣሓት ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ትምህርት ቤት ብመሰረታዊ ውትድርና ካብ መንጎ ዘመረቖም ምልምል ወታደራት ኢየን።ናቸው።
ኢትዮጵያ እንትትፅውዕ ንሕና ደቂ ኣንስቲዮ ኢና…
ብወራሪ ጉጅለ ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ይግበር ኣሎ- ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወራሪ ጉጅለ ህወሓት ካብ ሰሜን ወሎን ዓፋርን ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ይግበር ከምዘሎ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ገሊፆም።
ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ ምስ ፋና ብድሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲን ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ሚሽን ኢትዮጵያ ሾን ጆንስን ምጥንኻርን ምስፋሕን ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ተዛቲየን።
ዕላማ እቲ ዘተ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…