Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲን ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ሚሽን ኢትዮጵያ ሾን ጆንስን ምጥንኻርን ምስፋሕን ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ተዛቲየን።
ዕላማ እቲ ዘተ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…
ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ይካየድ ኣሎ።
እቶም ምልምል ወታደራት ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ብድልየቶም ተመዝጊቦም ዝመፁ ከመዝኾኑ ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ ኮሎኔል ሰቦቃ በቀለ ገሊፀን።
ብቕዓት…
ኣብ ኣምሓራ ክልል መናእሰይ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንምሕዋስ ይምዝገቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣምሓራ ክልል መናእሰይ ናብ መከላከያ ሰራዊትንምሕዋስ ይምዝገቡ ኣለዉ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ካብ ምብራቕ ጎጃም ዞባ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ከተማ ምምሕዳርን ዝመፁ መናእሰይ ደብረማርቆስ ከተማ ከምዝአተዉ ተሐቢሩ፡፡
ኢትዮጵያ ንምፍራስ…
ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ምንቅስቓስ ጀነሬተር ህዳሰ ግድብ ናይ ምቕማጥ ስራሕ ብዓወት ተፈፂሙ።
<span;>ኣብ ቀረባ እዋን ሓይሊ ከምዘፈልፍል ትፅቢት ዝግበረሉ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ክልተ ዩኒት አብ ዩኒት 10 ናይ ተርባይን ጀነሬተር ተሽከርካሪ…
ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ንክቕፅል ኢትዮጵያ ዘርኣቶ ቁርፀኝነት ንንእድ-ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ክርስቶፌ ሉቱንዱላ ኣብ ክልቲኣዊ ግዳያት ብምድሃብ ተዛቲዮም።
እቲ…
ኣብ ሰሜን ወሎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው እናተጋደደ ከምዝመፅአ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ዘለ ሰብኣዊ ቅልውላው እናተጋደደ ከምዝመፅአ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሓደጋን ድልውነትን ውሕስነት ምግብን ኣይተ ኣለሙ ይመር ገሊፆም።
ኣይተ ኣለሙ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘካየዶ…
ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ሃረሪ ናብ መከላከያ ሰራዊት ንዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ።
ኢትዮጵያ ንዝገበረትልኩም ፃውዒት ዝሃብክምዋ ህፁፅ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱጀባር መሀመድ ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፒስ ሚስተር ስኮት ዌበር ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ኢንተርፒስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ህንፀት ሰላምን ዘላቒ ናይ ምግባር ፕሮጀክትን ዘድሃበ ኢዩ ተባሂሉ።
እተን ፕሬዚዳንት፥ ዘላቒ ሰላም ክመፅእ…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንመናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መናእሰይን ኣባላት ሚሊሻን ትግራይ ንመንግስቲ ኢዶም ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እቲ ጉዳይ ብዝምልከት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ውሑዳት መራሕቲ ጁንታ ብዘለዎም ስግብግብ ድልየት…
ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ 29 ጥቅምቲ ክሳብ 2 ሕዳር 2014 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሃገር ለኸ ኤጀንሲ ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጄንሲ ዶክተር ዲላሞ ኣቶሬ፥ ልዕሊ 616 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና ከምዝወስዱ ኣፍሊጦም።…