Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃረማያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሶማሊላንድ ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ትምህርቲ ክህብ ኢዩ።
ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ርከብ ህዝብን ዓለም ለኸን እቲ ዩንቨርስቲ ኣይተ ኣለምእሸት ተሾመ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ድልየት ዕዳጋ ብዘገናዘበ መልክዑ…
ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ቡርጂ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኾኑ 22 ሰንጋታት ሓገዝ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ቡርጂ ኣብ ግምባር ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻታትትን ዝኾኑ 22 ሰንጋታት ሓገዝ ገይረን ገይሮም።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፍሉይ ወረዳ ኣይተ ኣለማየሁ፥ ህዝቢ እቲ ወረዳ ክሳብ…
ኣብ ዓለም ለኸ ፈተና ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገበ ኢትዮጵያዊ ሰገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናትናኤል ሙሉጌታ ዝበሃል ኢትዮጵያዊ ሰገን ኣብ ካምብሪጅ ዓለም ለኸ ፈተና ለዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ።
ነባርነቱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕታውን ዝኾነ ወዲ 16 ዓመት ሰገን ናትናኤል ዓለም ለኸ ፈተና ካምብሪጅ 2021 በምውሳድ ኢዩ ልዑል ውፅኢት…
ኤጀንሲ ቀረብ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር ጎንደር ንትካላት ጥናን ወፍሪ ህልውናን ዝኸውን 120 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ቀረብ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ጨንፈር ጎንደር ኣብቲ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ንትካላት ጥናን ወፍሪ ህልውናን ዝኸውን 120 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ከቕርብ ከምዝኸኣለ ገሊፁ።
ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ተሸመ ኣግማስ፥ እቲ ትካል ዓለም…
ኣብ ክልል ሶማሌ ዝካየድ ምድላው መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝመልከት ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝካየድ መበል ሻድሻይ ሃገራዊን ከልላዊን ምርጫ መስ ዝወዳደሩ ሕፁያት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ጅግጅጋ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ሓላፊ ፓርቲ በልፅግና እቲ ክልል ኢንጂነር መሀመድ…
ህንፀት ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ህንፀቱ ን10 ዓማውቲ እናተጓተ ዝፀንሐ ሪፈራል ሆስፒታል ድሬደዋ ንምዝዛም ዘኽእል ስምምዕነት ሰነድ ውዕሊ 350 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ኡባህ ኣደምን ተወካሊ ኮንስትራክሽን ኤቢ…
ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ኣለዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ እንትርእይ ሓበሬታ ምሃብ ከምዘለዎ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ዝረአ ዘሎ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምክልኻል ግብረ ሓይሊ በምጥያሽ ናግ ተግባር ምእታዉ ይፍለጥ።
ብብርኪ…
ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ቅዋም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ግብረ ራዕዲ ዘስፋሕፍሕ ኣካይዳ ከምዝኾነ በዓል ሞያ ሕጊ ኣይተ ውብሸት ሙላት ገሊፆም።
ኣይተ ውብሸት ብፍሉይ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኣሜሪካ ብቕሉዕ ግብረ ራዕዲ ከምትቃለስ…
መሰልጠኒ ጦላይ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ ላዕለዋይ በዓል ፍሉይ ጦላይ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሓላፊ ዋና መምርሒ ሓይሊ ሰብ ሕብረት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ሃጫሉ ሸለማን ዋና ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ…
በዓል ሓዱሽ ዓመት ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ብዘይ ምንም ፀገም ፀጥታ ከምዝተኸበረ ግብረ ሓይሊ ፀጥታ ገሊፁ።
እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ብኣካላት ፀጥታ ንዝተፈፀሙ ተግባራት ኣብ ቀፃሊ ንዝኽበሩ በዓላት ሰላማዊ ኮይኖም ንክዛዘሙ ብምግባር ክድገም ይግባእ…